Awras Entertainment

Awras Entertainment Awras is an entertainment page.

ደጋጊምኻ ሰሚዕኻ ዘይሙኖ ወርቂ ስራሕ #ዝሪ  #ብድምፃዊት ኤልሳ ወልደጂወርግስ
02/07/2026

ደጋጊምኻ ሰሚዕኻ ዘይሙኖ ወርቂ ስራሕ
#ዝሪ #ብድምፃዊት ኤልሳ ወልደጂወርግስ

Elsa Weldegiorgis - Zri ኤልሳ ወ/ጊዮርጊስ - ዝሪ - New Tigrigna Music 2026 (Official Video ) #ዝሪ # #ዝርኒ ...

https://youtu.be/oJUS1k92tFI?si=REONcoK7uRJdlDER
05/22/2025

https://youtu.be/oJUS1k92tFI?si=REONcoK7uRJdlDER

semay media -ደያኑ ከተማ መቐለ ክንቀትለኩም ኢና ዝብል ምፍርራሕ ይበፅሖም ኣሎ። መዕቆቢ ስደተኛታት ትግራይ ተቓፂሉ ...

ተጋዳሊት - ሚልዬን ዮሴፍ  ክወልድ ይደሊ እየ!ሸውዓቲ ሓፂን  ኣብ ኸብደይ ኣለኒ !ግዘ ተወሲዱ መሃፀንኺ ክዕፀው እዩ ኢሎምኒ!ብዝኸኣልናዬ ኹለና ንሓግዛ ናብ ኹሉ ክበፅሕ ድማ ሼር ንበላ!ስል...
03/20/2025

ተጋዳሊት - ሚልዬን ዮሴፍ

ክወልድ ይደሊ እየ!
ሸውዓቲ ሓፂን ኣብ ኸብደይ ኣለኒ !
ግዘ ተወሲዱ መሃፀንኺ ክዕፀው እዩ ኢሎምኒ!

ብዝኸኣልናዬ ኹለና ንሓግዛ ናብ ኹሉ ክበፅሕ ድማ ሼር ንበላ!
ስልኪ ቁፅራ - 0937800376
ናይ በዓላ ባንኪ ኣካውንት ቁፅሪ
1000585543369

semay media - ተጋዳሊት ሚልዬን ዮሴፍ - ክወልድ ይደሊ እየ ! ኣብ ኸብደይ ሸዉዓተ ሓፂን ኣለኒ ! ግዜ ተወሲዱ ማህፀንኪ ክዕፆ እዩ ኢሎሙኒ ! ...

🔥ኣይንተዓሾ 🔥
01/31/2025

🔥ኣይንተዓሾ 🔥

Haile #ብርሃነ ሃይለ Ha...

🔥መሳኒቲ🔥🔥ተዘርጊሓ ኣላ 🔥🔥ተዘርጊሓ ኣላ🔥     ብድምፃዊ ክንፈ ገብረገርግስ
01/07/2025

🔥መሳኒቲ🔥
🔥ተዘርጊሓ ኣላ 🔥🔥ተዘርጊሓ ኣላ🔥
ብድምፃዊ ክንፈ ገብረገርግስ

Gebregergis Mesanyti -ክንፈ ገ/ገርግስ -መሳኒይቲ - New Tigrigna wedding Music 2025 (Official Video) ባህላዊ ናይ ደርፊJoin t...

🔥ኣለኻዶ? (ተጋዳላይ)🔥         8,000 000 8 ሚልዬን ተመልካቲ የቐንየልና      ጉዕዞ ናብ 10ሚልዬንኣብዚ ስራሕ ዓብይ እጃም ዝተፃወቱ  ብሉፃት ሰብ ሙያ ክነመስግን።ልጅ በላይ ...
11/12/2024

🔥ኣለኻዶ? (ተጋዳላይ)🔥
8,000 000
8 ሚልዬን ተመልካቲ የቐንየልና

ጉዕዞ ናብ 10ሚልዬን

ኣብዚ ስራሕ ዓብይ እጃም ዝተፃወቱ ብሉፃት ሰብ ሙያ ክነመስግን።
ልጅ በላይ ሓየሎም ነባሪ ዘመን ተሻጋሪ ሙዚቃ ስለ ዝሰራሕኻልና ኽብሪ ይግበኣካ🙏

ከምኡ ድማ ተጋዳላይ፣ ደራሲ ግጥሚን ዜማን ፣ብሉፅ ድምፃዊ መኮነን ዕዝራ ታሪኽ ኢኻ ሰሪሕኻ ንበረልና🙏

ድምፃዊት ማህሌት ገ/ጊዬርግስ ዝገርም ኣዘያይማ ወትሩ ብልፅቲ ኢኺ ንበርልና።

ሲነማቶግራፈር ካሜራማን ፣ ኤዲተር ሴም ገ/ስላሴ
ነቲ ሓሳብ ግጥሚን ዜማን ብዝገርም ጥበብ ገላፂ ምሲሊ ጌርኻ ስለ ዝሰራሕኻልና ክብሪ ተወንዘፍ።

ዳይ ጉዕዞ ናብ 10,000 000 (10 ሚልዬን)

https://youtu.be/7c1YbjNO5jE?si=JLaJqEP4wv9COcHR

03/28/2024

ሰሚዕኻ ዘይሙኖ ደርፊ
ኣብሓፂር ግዜ ቡዝሕ ተመልካቲ ዝረኸበ
ናይ ድምፃዊ እንብዛ ኣሊጋዝ
ንሰሜን ተመልከት ተኣንገዱታ🙏
https://youtu.be/GZOrlRsgnEU?si=8V94HgJitgbuOeor

🔥🔥🔥ቃል 🔥🔥ብድምፃዊ ገዛኢ ተሾመተዘርጊሓ ኣላ!Out Now
02/24/2024

🔥🔥🔥ቃል 🔥🔥
ብድምፃዊ ገዛኢ ተሾመ
ተዘርጊሓ ኣላ!
Out Now

Gezai Teshome - Qal (ገዛኢ ተሾመ) - (ቃል) (New Tigrigna Music 2024 (Official Video)

🔥ሃሎሃሎ🔥ብድምፃዊያን ተስፋለም (ፊኒክስ) እና ሃፍቶም(ቶሚ)እዚ ወርቂ ልኾነ ስራሕ ሙሉእ ኣታዊኡ (100%)ንኣዴታት ትግራይ (ሕውየት) ብህያብ ኣበርኪቶም ኣለው።ድምፃዊ ተስፍኣለም (ፊኒክስ)...
01/20/2024

🔥ሃሎሃሎ🔥
ብድምፃዊያን ተስፋለም (ፊኒክስ) እና ሃፍቶም(ቶሚ)
እዚ ወርቂ ልኾነ ስራሕ ሙሉእ ኣታዊኡ (100%)
ንኣዴታት ትግራይ (ሕውየት) ብህያብ ኣበርኪቶም ኣለው።

ድምፃዊ ተስፍኣለም (ፊኒክስ) እና ድምፃዊ ሃፍቶም (ቶሚ)
ካብቶም ትግራይ ትኾርዓሎም ብሉፃት ድምፃዊያን ተጋሩ እዬም።
እዛ "ሃሎ ሃሎ" ዘርእስታ ወርቂ ስራሕ ሰሪሖም ድማ ሙሉእ ኣታዊ (100%)ንሕውየት ኣዴታት ትግራይ ብህያብ ኣበርኪቶም ኣለው።
ንሕና ብጊደና ድማ እዛ ስራሕ ናብ ኩሉ ተባፂሓ ነዚ ሰናይ ተግባር ክነፈፅም ሻማ ሻማ ክንብል ሓላፊነት ተዋሂቡና ኣሎ።
ኣብ ቐረባ እዋን ኣብ ሰማይ ኢንተርቴይመንት ተፀበዩታ።
Subscribe Now
👇👇👇👇
https://youtube.com/?si=j13miFpPMApw44GT

https://youtu.be/MqHzwdH7u6c?si=WU0AeuTuyQnUVFTY

🔥🔥🔥 WELCOME TO SEMAY ENT🔥🔥🔥 Semay is an upcoming biggest East African Record Label.We are here to deliver amazing and high quality music and entertainm...

01/17/2024

ድምፃዊ እንብዛ ኣሊጋዝ
ዝገርም እዋናዊ ሓሳብ
ዝገርም ግጥሚን ዜማን
ናይ ልጅ በላይ ሓየሎም ጥበብ ዝዓረፎ ወርቂ ስራሕ ተኣንገዱታ🙏
https://youtu.be/GZOrlRsgnEU?si=qZ3nE2cScN8bQex6

Address

Indiana, PA

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Awras Entertainment posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Establishment

Send a message to Awras Entertainment:

Share