kidus kahsay page

kidus kahsay page እንኳዕ ብሰላም መፃኹም በሉ ፎሎው በሉኒ ሓዳሽ ፔጅ እያ።

09/10/2026

ጀሚኒ ከልቢ ገይሩኒ😄
゚viralシfypシ゚viralシ

09/09/2026

ሓማይት ሰበይቲ 😜
゚viralシfypシ゚viralシ

09/08/2026

ሸገር ኮይንካ😜
゚viralシfypシ゚viralシ

ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍፃመ😭😭 ደብዳብ ድሮን ተፈፂሙ በቲ ደብዳብ ድሮን ድማ ህፃን ሓዊሱ 3 ሰባት ሞይቶም😭😭 ኣብይ ኣሕመድ ናብ ሎሚ ዘውግሕ 3 ጳጉሜን 2018 ዓ/ም ካብ ስዓት 7:00_900 ለይ...
09/08/2026

ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍፃመ😭😭
ደብዳብ ድሮን ተፈፂሙ
በቲ ደብዳብ ድሮን ድማ ህፃን ሓዊሱ 3 ሰባት
ሞይቶም😭😭

ኣብይ ኣሕመድ ናብ ሎሚ ዘውግሕ
3 ጳጉሜን 2018 ዓ/ም ካብ ስዓት 7:00_900 ለይቲ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን 1ህፃን ሓዊሱ ሓንቲ ሰበይትን 1ሰብኣይን ጠቅላላ 3 ሰባት ሂወቶም እንትሓልፍ ብርክት ዝበሉ ድማ ቖሲሎም ኣለው።

እቲ ደብዳብ ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ወረዳ ሕንጣሎ ጣብያ ፍረወይኒ ፍሉይ ቦታ ማይ ሽመት ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኮይኑ ለይቲ ሰብ ብድቅሱ እዩ እናተመላለሰት 7 ግዘ ደብዳባት ኣካይዳ ዘላ።

በቲ ዝተካየደ ተደጋጋሚ ደብዳባት ድማ 1 ህፃን ትርከቦም ብጠቅላላ 3 ሰባት ሂወቶም እንትሓልፍ ዝቆሰሉ እውን ኣለው።🥹🥹🥹🥹
ምንጪ yonas nguse
゚viralシfypシ゚viralシ

እንኳዕ ንዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል ብሰላም ኣብፀሐና ゚viralシfypシ゚viralシ
09/08/2026

እንኳዕ ንዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል ብሰላም ኣብፀሐና
゚viralシfypシ゚viralシ

09/07/2026

ተንኮለኛ ለማኒ😄
゚viralシfypシ゚viralシ

09/06/2026

゚viralシfypシ゚viralシ

09/05/2026

ዓሻ ምኻን ፀገም😆
゚viralシfypシ゚viralシ

09/04/2026

ሕልሚ ክኮነለይ ተመንየ
゚viralシfypシ゚viralシ

Address

1955 S Olathe Street
Denver, CO
80013

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when kidus kahsay page posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share