Waka Waka Johan

Waka Waka Johan "Preaching Spiritual Scriptures Psalms Lessons! "ስብከት መዛሙር መንፈሳዊ ጹሑፋት ትምህርቲ!

 ゚viralシfypシ゚viralシ
06/02/2026

゚viralシfypシ゚viralシ

06/02/2026

ምረቓ ወለዲ ゚viralシfypシ゚viralシ

ሓቂ ምስዘይቅበልዋ ሰባት ጸቕጢ ክስመዓካ የብሉን፣ ስራሕካ ሓቂ ምርኣይ እምበር ሓቂ ክቅበልዎ ምግዳድ ኣይኮነን። ኣብ ማሕበራዊት ህይወትና ሓደ ካብቲ ጸዓትና ዝበልዖ፣ ወይ ከይተረድኣና ውልቓዊ...
04/02/2026

ሓቂ ምስዘይቅበልዋ ሰባት ጸቕጢ ክስመዓካ የብሉን፣ ስራሕካ ሓቂ ምርኣይ እምበር ሓቂ ክቅበልዎ ምግዳድ ኣይኮነን። ኣብ ማሕበራዊት ህይወትና ሓደ ካብቲ ጸዓትና ዝበልዖ፣ ወይ ከይተረድኣና ውልቓዊ ጽልኣት ይኹን ሕቡእ-ቅምታ ዝፈጥረልና ሰባት ስለዘይተረድኡና እዩ።

ኣዝማድካ ኣሕዋትካ መሳርሕትካ ብሓይሊ ክርዱኡኻ ብዝጸዓርካሉ መጠን መሊሶም ካብ ሓቂ ይርሕቁ፣ ንስኻ ሓቂ ገሊጽካ ውሳኔ ናብኦም ሓዲግካ ጽግዕ ምስ ትብል ግን እቲ ሰብ ባዕሊ ንባዕሉ እቲ ዘርኣኻዮ ዝገለጽካሉ ክረኣዮ ይጅምር እሞ ናብ ሓቂ ይበጽሕ!!

ሓቂ ምስ ዘይቅበሉ ሰባት ኲናት ምኽፋት ኣይደልየካን ምርድእ፣ ምብጻሕ፣ ምግላጽ ይኣኽለካ።
ገጻት FB

゚viralシfypシ゚viralシ

24/06/2025
08/04/2023

hagezi nay habtom. Check out asmir🎁👭👸🦋(asmeret37) LIVE videos on TikTok! Watch, follow, and discover the latest content from asmir🎁👭👸🦋(asmeret37).

16/10/2022

ጉዕዞ ቅድስቲ ድንግል ማርያም

16/10/2022

ገድለ ቅድስቲ ኣርሴማ

Adress

Stockholm
82133BOLLNÄS

Webbplats

Aviseringar

Var den första att veta och låt oss skicka ett mail när Waka Waka Johan postar nyheter och kampanjer. Din e-postadress kommer inte att användas för något annat ändamål, och du kan när som helst avbryta prenumerationen.

Dela