Eri-page

Eri-page Kontaktinformation, kartor och vägbeskrivningar, kontaktformulär, öppettider, tjänster, betyg, foton, videor och meddelanden från Eri-page, Komediklubb, Stadshustorget, Bollnäs.

10/02/2021

ኣንታ 'ታያ ትብል ዘላ ፧ 😱🤗🤗

07/02/2021

እንዳ ዘርኣቡሩኽ ካስማ 😀🤣😁

07/02/2021

😍😂😁

ንስለ ህዝቢ ንመሬትንስለ ክብረት ን ሓርነትንስለ   ርስቲ ን ናጽነትጭራም ወድጭራም 'እና ለቓቐበ ሽዳ ኮንኮ እና ለጋገበየሕሊፉዎ እዋን እቲ ዝጸበበንስለ ታሪኽ ን ቅርሲንስለ መንነት ን ሉኡላ...
31/01/2021

ንስለ ህዝቢ ንመሬት
ንስለ ክብረት ን ሓርነት
ንስለ ርስቲ ን ናጽነት

ጭራም ወድጭራም 'እና ለቓቐበ
ሽዳ ኮንኮ እና ለጋገበ
የሕሊፉዎ እዋን እቲ ዝጸበበ

ንስለ ታሪኽ ን ቅርሲ
ንስለ መንነት ን ሉኡላውነት
ንስለ ሰላም ን እፎይታ

ጭራም የእትዩላ ንከብዱ
ኣየማረጸን ትዕግስቲ ልማዱ
ኣይ ወፈረን ተገዲዱ
ሓራ 'ንምውጻእ ዓዱ

Eri-page
ብምክንያት ቅንያት ፈልንቅል

" ምስጢር  ዓወት "ምስጢር  ዓወት  ድሕሪ  ነዊሕ  ጻዓርን  ትዕግስትን እዩ  ዝርከብ ። ትደልዮምን  ትብህጎምን  ንግዚኡ  ምስጢር  ኩኾንኻ  እዮም ፡ ንዞም  ትደልዮም  ምስጢር  ኮይኖም...
31/01/2021

" ምስጢር ዓወት "

ምስጢር ዓወት ድሕሪ ነዊሕ ጻዓርን ትዕግስትን እዩ ዝርከብ ። ትደልዮምን ትብህጎምን ንግዚኡ ምስጢር ኩኾንኻ እዮም ፡ ንዞም ትደልዮም ምስጢር ኮይኖምኻ ዘለዉ ግን ብልክዕ እንተጺዕርካሎም ክትዕወተሎም ኢካ ሹዑ ክጋሃዱልካ እዮም ።

ምንባር ምስጢር እዩ ሎሚ ኣለኻ ጽባሕግን ኣለካን የለካን ኣይትፈልጥን ኢካ ፡ እሞ ኣብ ሎሚ ኬንካ ብዝረኸብካዮም እንዳተካፈልካ ዑጉብ ኩን። ካብ ኩሉ ቁኑዕ ሰብ ኩን ዘይናትካ ኣይትድለ ፡ ሓንቲ ማዓልቲ እሞ ናብ ስራሕ ገጽካ ኣምርሕ ንኩሉ ትገብሮ ምትላላት ካብ ውሽጥካ ክትጸልኦም ኢካ ፡ ምክንያቱ ነቶም ተታልሎም ዘለካ ክትዝክር ኢካ ብከመይ ከም ዘምጽዎ ውን ክበርሃልካ እዩ ። በታ ሰሪሕካ ታኣትዋ ታሓበን እሳ እያ ውን ትዕግበካን ተኩራዓካን ።

ኣስተብህል ፡ ከምዚ ንስካ ከም ድላይካ ትጎዮሎም እግሪ ዝሳኣነት ክንደይ ኣላ ፡ ከምዚ ንስካ ትርእየሎም ዓይኒ ዝሳኣነት ክንደይ ኣላ፡ ከምዚ ንስካ ትሰምዓሉ እዝኒ ዝሳኣነት ከአ ክንደይ ኣላ ፡ ስለዚ ንታዓዲልካዮም ዘለካ ሙላኣት ኣካላትካ ብሰንኪ ትህኪት ዓወቶም ከየብራህካሎም ከይትነብር ኣጸቢቅካ ሕሰብ ፡ ነዚ ዛሃበካ ፈጣሪ ውን ኣመስግን ።

ምስጢር ዓወት ካብ ራሃጽካ እዩ ዝጅምር ።
ርእሲ ያሓስብ ልቢ የተግብር ፡ ስለዚ ንርእስካ ዱኩም ሓሳብ ኣይትመግቦ ። ኣብ ዓለም ጡዑም መግቢ እንበር ጡዑም ስራሕ የለን ።
ንስራሕ ካኣ ባዕልካ ተጥዕሞም ባዕልካ ተክፎኦም ። ኣጸቢቅካ ሕሰብ ብዙሕ ጺዒረስ ክሳብ ሕጂ ለውጢ ከየርኣኩ ንዝብል ሓሳብ ወግዶ ፡ ብልክዕ ለውጢ ናይ ሂወትካ ምስጢር እዩ ከምዚ ማዓልታዊ ንጽባሕ ብምስጢር ንጽበያ ዓወትካ ውን ምስታ ናይ ጽባሕ ማዓልቲ ምስጢራታ ቡጉቡእ ክተረክበካ እያ ዘይ ምሕላል ጥራይ ።

ምስጋና ንመን ይግቦኦ ፡ ነቲ ኣብ ትካሉ ዘስራሓካ ዶኦ ዋላስ ፡ ንዕድመን ጥዕናን ሂቡ ድራር እለትካ ከም ትምእርር ሙሉእ ልቦናን ክብርን ዛዓደለካ ፈጣሪ ። ክብርን ምስጋናን ዓይንን ብርክን ንዝሃበኒ ፈጣሪ ምስጋና ይኩኖ ።
እሞ እንታይ ዳኣ ሙሉኣት ክንስና ንነብስና ብትህኪትን ብክፋእ ግብርን ናብ ዘየድሊ ንመርሓ ፡ ኣይንስዓቦ ንነገርን ንጽልእን ።
ንስዓቦም ንፍቅርን ስኒትን መታን ቀሲና ክነብር ነዘንቲ እለት ።

ንኽትነብር ጻዓር ራሃጽ ብራሃጽካ ዝመጽእ እዩ ዝሕብነካ ። ምንባር ምስጢር እዩ ናይ ባሓቂ ምስጢር እዩ ፡ ምስጢር መበልየይ ምክንያት ነዚ ይመስል ። ትማል ትማል ኣብ ዓድና እንከለና ቦርሳ ተሰኪምና ናብ ቤት ትምርቲ ነምርሕ ኔርና ፡ መን ሓሲብዎ ስደት ክንወጽእ የግዳስ ምስጢር ስለ ዝኮነ ኣናባብራና እኖሆ ምስጢር ስደት ተጋሂድልና ። ከምቲ ንስደት ኣብ መጽሓፍ ይኩን ኣብ ትምርቲ ከም ንወጽእ ዘይተማሃርናዮ ። ናይ ጽባሕ ምስጢር ድማ ናብታ ሓመድ መዳሕንትና ዝተቀበረላ ዓድናን፡ናብቶም ፉቁራት ስድራናን ሓዋትናን የብለና።
ጽባሕ ምስጢር እዩ፡ ናይ ጽባሕ ምስጢር ድማ ሰላምን ቅሳነትን ሓዚሉ ክመጸና ቱስፉዋት ዕጉሳትን ንኩን።

ኣቤል ከሰተ ወዲ ከሰተ ¶√√√√√√√

31/01/2021

ኣቱም ህዝቢ ንነብስኹም ጨው ነሱሉሱላ!!!
ክንደይ ዓይነት ጨው ኣሎ?
ክንደይ ዓይነት ጨው ከም ዘሎ
ዘይ ትፈልጥ ተኾንካ
ነዛ ፊዶ ክሳብ መወዳእታ ስምዓያ!

ኣዛራርባኹም ብጸጋ ዝመልአን ብጨው ዝተቃመመን ይኹን:: #ቆሎሴ 4:6

27/01/2021

ማዕከናት ዜና ዘዛረበ ሰብኣይ 👴🏼

27/01/2021

ሕሉፍ እንክዝንቶ😍

27/01/2021

ብሳዕስዒት ሰባት ዘዛረበት ቆልዓ 😍

27/01/2021

ሆላንድ ዘጋጠመ ባርዕ

ዘመናዊ ቅዲ ኣሰኣእላ 🤗🤗🤗
27/01/2021

ዘመናዊ ቅዲ ኣሰኣእላ 🤗🤗🤗

Adress

Stadshustorget
Bollnäs
82142

Webbplats

Aviseringar

Var den första att veta och låt oss skicka ett mail när Eri-page postar nyheter och kampanjer. Din e-postadress kommer inte att användas för något annat ändamål, och du kan när som helst avbryta prenumerationen.

Kontakta Affären

Skicka ett meddelande till Eri-page:

Dela