10/04/2025
1
ሳልሳይ ኣካል ንገዛኻ ከማሓድረልካ ፈጺምካ ኣይትፍቀደሉ፡ ከበላሽዎ’ዮም። ኣባላት ስድራቤትካ፡ ፈተውትኻ፡ መሳርሕትኻን ደቅኻን ከይተረፈ ኩሎም ኣብ ሓዳርካ ሳልሳይ ኣካል እዮም። ጉዳይ እንተሃልዩ ካብ ኣማኻሪኻ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፣ ኣማኸርቲ ሓገዝቲ ወገናት እዮም፣ ዘይሻራዊ እዮም ንሓዳርካ ክትሕግዝ ድማ ክመኽሩኻ ይኽእሉ እዮም። ፈተውትኻን ኣባላት ስድራቤትካን ንሓዳርካ ክሕግዙ ዝኽእሉ ኣማኸርቲ ኣይኮኑን።
ብሰንኪ ደቅኻ ሓዳርካ ከበላሽዉ ፈፂምካ ኣይትፍቀድ እዚ ፍለጥ ደቅኻ ኣካል ስድራቤትካ እምበር ኣካል ሓዳርካ ኣይኮኑን፣ ሳልሳይ ወገን እዮም።
2,
ሓዳርካ ክፈሸል እንተዘይደሊኻ ካብ Exካ ረሓቅ። ቅድሚ ምምርዓውካ ናይ ቀደም ኣፍቃሪትካ ኣካል ሕሉፍካ እምብር ናይ ሕጂ ኣይኮነትን እያ፣ ናብ ህሉውካን መጻኢኻን ክትኣትው ፈጺምካ ኣይትፍቀደላ። ነቲ ጓል ኣብ facebook, whatsapp ከምኡውን ኣብ twitter unfollow ግበራ፣ ቁጽሪ ቴሌፎና ደምስሶ፣ ንሓዳርኩም ኢልካ ካብ Ex ናትካ ፍጹም ረሓቅ።
3 ኣዕሩኽ
ንመጻምድቶም ወይም ንሓዳሮም እሙናት ዘይኮኑ ፈተውትን ኣባላት ስድራቤትን ኣብ ሓዳርኩም ወይ ኣብ ጉዳይ ሓዳርኩም ፈጺሞም ክኣትዉ ክፍቀደሎም የብሉን። ናብ ሓዳርኩም ክኣትዉ እንተፈቒድካሎም ኣካል መዓልታዊ ህይወትካ እንተኾይኖ ኣብ መወዳእታ ከምኦም ንመፃምድትኻ ዘይእሙን ኮንካ ሓዳርካ ከተበላሽው ትኽእል ኢኻ። ካብዞም ሰለሰተ ዓይነት ሰባት ተጠንቂቅካ ሓዳርካ ሓልው።
እንተፈቲኹማ ናብ ማሓዙትኩም የዕሩኽቱኹምሼር ግበርዎ ሰሰናዩ ንኹልና። እንተ ኪኢልኩም ከኣ ዩቲብ ቻናል ናተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንትገብሩለይ ኣቐዲመ የመስግን ።
YouTube channel 👇👇??👇👇
https://user273464.psee.io/77sd6u
by✍️hafi_show
ነዚ ሊንክ ብምፅቃጥ ቤተሰብ ቴለግራምና ይኹኑ።??👇👇👇👇👇
https://t.me/hafishow1