ኤሪጎል

ኤሪጎል Kontaktinformasjon, kart og veibeskrivelse, kontaktskjema, åpningstider, tjenester, stjerner, bilder, videoer og kunngjøringer fra ኤሪጎል, Kunst og underholdning, Oslo.

******"ወዲ ሰብ ክንድዚ ዝሓመቐ ይሕመቕ ክንዲ ዝደኸመ ይድከም ኣብ ልቡ ፍርሓት ፈጣሪ እንተሃልይዎን ኢዱ ናብ ፈጣሪኡ እንተዘርጊሑን ሓደ መዓልቲ ትኽ ክብልን ሓይሊ ክረክብን ዝተለሞ ዕላማ እውን ክሃርም እዩ"

***ሂወት ሓጻር እያ ኢሎም ንሂወቶም መሊሶም ዘበላሽዉ ሰባት ክሪኢ ከለኹ መሊሰ እግረም"

***ንፈጣሪ ንግሆ ተንሴአ ዝልምኖ ምሰ ሙሉእ ጥዕናይ ክውዕል እዩ"

ከሊፋ ሳልሕ(ከሊል)

🎉 Facebook recognized me as a consistent post creator this week!
24/07/2026

🎉 Facebook recognized me as a consistent post creator this week!

     ብ€𝟒𝟏𝐌  ንብሉጽ ኣከፋፋሊ፡በልጁምን ኣስቶንቪላን ከተፈርም በቂዓ ኣላ፡🔥🇧🇪ዘይትጽቢታዊ ምፍራም   #ሳንቶስ +  #ተለማንስ ንደገፍቲ ማንቸስተር  #ድንግርግር የእትዩሎም ኣሎ። #ዕጉ...
13/07/2026

ብ€𝟒𝟏𝐌 ንብሉጽ ኣከፋፋሊ፡በልጁምን ኣስቶንቪላን ከተፈርም በቂዓ ኣላ፡🔥🇧🇪
ዘይትጽቢታዊ ምፍራም #ሳንቶስ + #ተለማንስ ንደገፍቲ ማንቸስተር #ድንግርግር የእትዩሎም ኣሎ።
#ዕጉባት ዲኹም?

መዓንጣ ህዝቢ ኖርወይ ዘሕረረት ፍጻመ።ፍጹም ፓስ ክህቦ ይግብኦ ኔሩ    vs
13/07/2026

መዓንጣ ህዝቢ ኖርወይ ዘሕረረት ፍጻመ።
ፍጹም ፓስ ክህቦ ይግብኦ ኔሩ
vs

  vs    መን ይዕወት?ክንደይ ብኽንደይ ብከመይ ከ?
11/07/2026

vs መን ይዕወት?
ክንደይ ብኽንደይ ብከመይ ከ?

  መስርሕ ምስግጋር ኤድረሰን ተቋሪጹ። #ሕቶ ናብ ደገፍቲ ማን፡ዩናይትድ፡  #ሕጉሳት ዲኹም?
10/07/2026

መስርሕ ምስግጋር ኤድረሰን ተቋሪጹ።
#ሕቶ ናብ ደገፍቲ ማን፡ዩናይትድ፡ #ሕጉሳት ዲኹም?

 #ኣፍሪቃዊ  #ኣንበሳ ዋንጫ ዓለም   ኣብ ምዝንጋዕ ቅድሚ፡ምጅማር ሓድሽ ዓመተ ስፖርት!!ክንደይ ካብ 100% ምሃብኩሞ?RATE Him out of 100%
10/07/2026

#ኣፍሪቃዊ #ኣንበሳ ዋንጫ ዓለም ኣብ ምዝንጋዕ ቅድሚ፡ምጅማር ሓድሽ ዓመተ ስፖርት!!
ክንደይ ካብ 100% ምሃብኩሞ?
RATE Him out of 100%

እንቋዕ፡ሓጎሰካ Robel Teklemichael ናብ ሓድሽ ጉዕዞ።
09/07/2026

እንቋዕ፡ሓጎሰካ Robel Teklemichael ናብ ሓድሽ ጉዕዞ።

እተን ዝበለጻ ሃገራት ናይዚ፡ግዜ   #ሞሮኮ vs  #ፍራንስ፡ብ5፡ #ኣርጀንቲናዊያን ደያኑ ተመሪሐን ዘካይዶኦ ከቢድ ጸወታ ሎሚ ምሸት ክካየድ እዩ። መን ትስዕር ክንደይ ብክንደይ? ግምትኩም ኣ...
09/07/2026

እተን ዝበለጻ ሃገራት ናይዚ፡ግዜ #ሞሮኮ vs #ፍራንስ፡ብ5፡ #ኣርጀንቲናዊያን ደያኑ ተመሪሐን ዘካይዶኦ ከቢድ ጸወታ ሎሚ ምሸት ክካየድ እዩ። መን ትስዕር ክንደይ ብክንደይ? ግምትኩም ኣስፍሩ?

ኣሰንባዲ ዜና ምስግጋር ብራዚላዊ ሳንቶስ ናብ ዩናይትድ ተፈጺሙ50 ሚልዮን ይግቦኦ ዶ?መን ከሲባ ብከመይ ከ?
08/07/2026

ኣሰንባዲ ዜና ምስግጋር ብራዚላዊ ሳንቶስ ናብ ዩናይትድ ተፈጺሙ
50 ሚልዮን ይግቦኦ ዶ?
መን ከሲባ ብከመይ ከ?

  him out 100%
08/07/2026

him out 100%

Adresse

Oslo

Telefon

+249906589310

Nettsted

Varslinger

Vær den første som vet og la oss sende deg en e-post når ኤሪጎል legger inn nyheter og kampanjer. Din e-postadresse vil ikke bli brukt til noe annet formål, og du kan når som helst melde deg av.

Snarveier

Del