ኤሪ ሳት

ኤሪ ሳት 20 20

17/05/2026

Baba Robel

25/04/2026
እስኪ  ኣብዚኣ  የሕጉስኒ ክሳብ ክንደይ ኢና  ትግርኛ  ንፈልጥ።
25/04/2026

እስኪ ኣብዚኣ የሕጉስኒ
ክሳብ ክንደይ ኢና ትግርኛ ንፈልጥ።

ኣውዳመት  ጽቡቕ  ሓሊፉ  ናዓመታከምዚ  የርእየና  እንዳበልና  ቡሩኽጽባሕ  ኣውዳመት  ይግበረልና።
13/04/2026

ኣውዳመት ጽቡቕ ሓሊፉ ናዓመታ
ከምዚ የርእየና እንዳበልና ቡሩኽ
ጽባሕ ኣውዳመት ይግበረልና።

ጋዜጠኛ ስፖርት ክብረኣብ ተስፋሚካኤል --- ሓሳቡ እዩ ገሊጹ እንበር፡ ምስ ዝኮነ ጉጅለ ደምበ ዕንይንይ ፈሪሙ ማለት እኳ ኣይኮነን። ሓሳቡ ይኩን ቅሬትኡ፡ ቅኑዕ ወይ ጌጋ ክንብሎ ንኽእል እን...
11/04/2026

ጋዜጠኛ ስፖርት ክብረኣብ ተስፋሚካኤል --- ሓሳቡ እዩ ገሊጹ እንበር፡ ምስ ዝኮነ ጉጅለ ደምበ ዕንይንይ ፈሪሙ ማለት እኳ ኣይኮነን። ሓሳቡ ይኩን ቅሬትኡ፡ ቅኑዕ ወይ ጌጋ ክንብሎ ንኽእል እንበር፡ ናብ ካልእ ኣይንዉሰዶ።

ካልእ ከኣስ፡ ንሕና ብሕማም ወይ ምድናስ ደምበ ዕንይንይ ኣዚና ኢና ተሻቂልና ዘለና። ዋላ ንበዓል ኣብራሃለይ ክፍላይ ዕደ ሂብናዮም፡ ምዕይ ምባል እኳ ኣብዮም 😆። ከም ቀደሞም ተረፍ-መረፍ ከልምጹ፡ ጓሓፍ ክኣራርዪ ዘወር እንተበሉስ፡ ዘለዉ ከይመስለኩም፡ ዘይተኣዉየሎም ኮይኑ እንበር፡ ብወግዒ ሞይቶም እዮም፡ ካብ ጸወታ ብፎርፌ ተገሊፎም እዮም።

NationalEr Interest

ኣብ ካልኣይ እብረ፥ ሃገራዊት ጋንታና ጋንታ  Red sea 🐪 Viva Eritreaኤርትራ 1- ኤስዋቲኒ 0 ታዓወት
25/03/2026

ኣብ ካልኣይ እብረ፥ ሃገራዊት ጋንታና ጋንታ Red sea 🐪 Viva Eritrea

ኤርትራ 1- ኤስዋቲኒ 0 ታዓወት

"ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ" ተባሂላ ብፍቕሪ እትጽዋዕ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ሎሚ ብኣቖጻጽራ ኤርትራ ሰዓት 5 ድሕሪ ቐትሪ ምስ  ኢስዋቲኒ ክትገጥም ኢያ።ዓወት ነቲ ኣብዛ ሓድሽ መልክ...
25/03/2026

"ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ" ተባሂላ ብፍቕሪ እትጽዋዕ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ሎሚ ብኣቖጻጽራ ኤርትራ ሰዓት 5 ድሕሪ ቐትሪ ምስ ኢስዋቲኒ ክትገጥም ኢያ።

ዓወት ነቲ ኣብዛ ሓድሽ መልክዕ ዝሓዘት ጋንታ ዝፈሰሰ ፋይናንሳዊን ስምዒታዊን ወፍሪ ዘረጋግጽ ክኸውን ከሎ፡ ኤርትራ ደጊም ኣብ ኣፍሪቃዊ ኩዕሶ እግሪ ተራ ተዓዛቢት ከም ዘይኮነት ዘርኢ ምልክት ክኸውን እዩ።

ጽቡቕ ዕድል ንኣግማል ቀይሕ ባሕሪ...!

Address

Tel Aviv

Telephone

+537524046

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ኤሪ ሳት posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category