Dani Alvez

Call Directions Contact the establishment
07/10/2026

004917641164191
Asmerom Kefela
00447450243122
Solomon G/zigher

02/10/2026

🤝 ብኸመይ ክንሕግዝ ንኽእል፧
​1️⃣ ብሊንክ ጎ ፋንድ ሚ (GoFundMe)፦
ነቲ ናይ ሓገዝ ሊንክ ኣብቲ ናይ መጀመርታ ኮመንት (Comment) ኣቐሚጥናዮ ኣለና። ኣብኡ ብምእታው ዓቕምኹም ዘፍቀዶ ሓግዙ።

​2️⃣ ብቐጥታ ብስልኪ ብምድዋል (ንወከልቲ)፦

​🇸🇪 ሽወደን፦ ኣስማይት ፍጹም +46720271163
​🇨🇭 ስዊዘርላንድ፦ ኤደን ገብረሚካኤል +41 76 627 75 09
​🇬🇧 ዓዲ እንግሊዝ፦ ኤርምያስ +44 7900 188738
​🇬🇧 ዓዲ እንግሊዝ፦ ልዋም +447555463861
​🇩🇪 ጀርመን፦ ዮዲት ርእሶም +49 171 4804806
​🇨🇦 ካናዳ፦ ትርሓስ ጸጋይ +1 (647) 221‑0063
🇪🇷 002917192245 ኣብ ቱርኪ ኣለዉ ዝኾነ ሰብ በቲ ዝተዋህበ ቁጽሪ ብ whatsupp ክድውለሎም ይኽእል እዩ።

🔄 Share, Share, Share! ሓደራኹም ነዚ ፖስት እዚ ብብዝሒ "Share" ብምግባር ናብ ኩሉ ለጋስ ኤርትራዊ ከም ዝበጽሕ ግበሩዎ። ንስኹም እትገብርዎ ሓንቲ ሼር (Share) ንህይወት ሪምና ክትቅይር ትኽእል እያ!

​ንመምህር ሪምና ምሉእ ምሕረት ይሃባ! ናብቲ እትፈትዎ ሞያ ምምህርና ተመሊሳ ሕብረተሰባ ክተገልግል ጸሎትናን ሓገዝናን ኣይፈለያ! 🙏❤️

​ #ሓገዝንመምህርሪምና #ሰብኣዊሓገዝ #ኤርትራ

Nay go found me account

https://gofund.me/6cc96e3f8

29/08/2026

ሽግር ሊብያ መሰረታዊ ፍታሕ ክረኸብ ሓቢርና ንዕየ

26/08/2026

ስኒት ትመረጽ ትተዓወት ❗️

10/08/2026

ያኢ' ንሱ ጭዋ ኮይኑ 'ሲ
ንዝጠመየት ከብዲ
እንታይ ከም ትብልን ዘይትብልን
ክምህራ ይደሊ !!

08/08/2026

ሕቶ ኢትዮጵያ ኣብ ዋንነት ዓሰብ
ብፍጹም ተቀባልነት ዘይብሉ ውዱቅ እዩ !!

ዓሰብ ዋንነት ኤርትራ ጥራይ እያ ።

21/07/2026

#ሓገዝ
ነዛ 5ተ ዓመታት 3 ደቃ ሒዛ
ኣብ ሊብያ ከርተት ትብል ዘላ ኣደ
ወከልትን ተሓዝቲ ገንዘብን
#+49 177 2251321 #
Daniel
#+41 79 368 20 36 #
Isaias

18/05/2026

ኣጆኻ ተስፋ ስነቅ !

15/05/2026

Address

Manchester

Telephone

+447423590709

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Dani Alvez posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Establishment

Send a message to Dani Alvez:

Shortcuts

Share