Tigray voice network TVN

Tigray voice network TVN Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Tigray voice network TVN, Arts and entertainment, london, London.

27/03/2026

Celebrating my 3rd year on Facebook. Thank you for your continuing support. I could never have made it without you. 🙏🤗🎉

21/02/2026
01/12/2025

゚viralシfypシ゚viralシalシ

16/10/2025

22/09/2025

እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።

እስራኤልን ግብፅን ኣብ ሓዱሽ ምትፍናን ይርከባ።ገና እስራኤል ትትፍጠር ጀሚራ ብውልቀኣን ብጉጅለን ገጢማ ብእስራኤል ተደጋጋሚ ስዕረት ዝገጠማ ግብፂሓደ እዋን ድሕሪ ዝበፅሓ መሪርን ዘሕፍርን ስ...
22/09/2025

እስራኤልን ግብፅን ኣብ ሓዱሽ ምትፍናን ይርከባ።
ገና እስራኤል ትትፍጠር ጀሚራ ብውልቀኣን ብጉጅለን ገጢማ ብእስራኤል ተደጋጋሚ ስዕረት ዝገጠማ ግብፂ
ሓደ እዋን ድሕሪ ዝበፅሓ መሪርን ዘሕፍርን ስዕረት ብቀጥታ ፕረዚዳንታ ሰዲዳ ዕርቂ ዝፈፀመት ግብፂ ሐዚ ድማ ምትፍናነን እናገነነ ይመፅእ ከም ዘሎን ብፍላይ ብወገን ግብፂ ውፅእ ዝበሉ ምድላዋት ከም ዘሎ ይሕበር ኣሎ።

ሰሜን ኣፍሪካዊት ግብፅን ኣብ ማእኸላይ ምብራቅ ትርከብ እስራኤልን ጎረባብቲ ኮይነን ክልቲአን ብኣሜሪካ ልዑል ወታደራዊ ደገፍ ዝግበረለን ሃገራት እየን። በዚ ምኽንያት ኣብ መንጎ እዘን ሃገራት ዝውላዕ ኲናት ኣዕናዊ ክኸውን ከም ዝኽእል ኣየጠራጥርን።

ግብፂ ንነዊሕ እዋን ካብ ኲናት ወፃኢ ስለልፀንሐት ውህሉል ዓቅምን ኣፅዋርን ክህልዋ ስለዝኽእል ብቀሊሉ ብእስራኤል ክትቁርጠም ትኽእለሉ ዕድል ፀቢብ እዩ።

እስራኤል ካብቲ ትምከሐሉ መከላኸሊ ሚሳይላት ኣይረንዶም ብተወሳኺ ኣብዚ ሰሙን እውን ኣይረን ቢም ዝተሰመየ ካሊእ ሓዱሽ መከላኸሊ ሲስተም ዕላዊ ገይራ ነይራ እያ። ሓይሊ ኣየርን ሞሳድ ናይ ስለያን ድሕንነትን ናይ እስራኤል ንእስራኤል ላዕለዎት ፈጠርታን ዓንዲ ሑቋኣን እዮም።

ብሓፂሩ እዚ ምትፍናን ናብ ተግባራዊ ኲናት እንተተሰጋጊሩ ኣጀንዳን ቀልብን ዓለም ናብ ማእኸላይ ምብራቅ ምዃኑ ኣይተርፍን። ኣብቲ እዋን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኢሉ ተዛሪቡ ዝነበረ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ምብራቅ ኣፍሪካ ሓደ ነገር ንምግባር ከይፈተነ ኣይተርፍን።

ትግራይ🥰
22/09/2025

ትግራይ🥰

ኣየ ዛዓደይ ዓዲ ፀውራ። ሕዚ ኸ ታይ ይበሃል ኣሎ🙄
22/09/2025

ኣየ ዛዓደይ ዓዲ ፀውራ። ሕዚ ኸ ታይ ይበሃል ኣሎ🙄

Address

London
London

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigray voice network TVN posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share