ዋከታይ Midia

ዋከታይ Midia ሓነይታ ዋከታይ

03/09/2025

ኢሮብ ዋዶ፤ የኢሮብ ቀጣይ ሕልውና የመፍትሔ አቅጣጫ

02/04/2025
28/03/2025

ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ነዚ ኣብ ልብያ ዘለው መንእሰይ ድምፅ ንምካን ንፅባሕ ምሸት ሰዓት 2 ብናይ ኢትዮጲያ ኣቆፃፅራ ዙም ይክፈት ስለዘለ ንክትመፁ ንምሕፅነኩምኣብ ሊብያ ዝሳቀዩ ዘለዉ ሂወት ኣሕዋትና ነድሕን!

Topic:
Time: Mar 29, 2025 12:45 PM Eastern Time (US and Canada)
Join Zoom Meeting
https://us02web.zoom.us/j/81569106871

Meeting ID: 815 6910 6871

---

One tap mobile
+16892781000,,81569106871 # US
+17193594580,,81569106871 # US

---

Dial by your location
• +1 689 278 1000 US
• +1 719 359 4580 US
• +1 253 205 0468 US
• +1 253 215 8782 US (Tacoma)
• +1 301 715 8592 US (Washington DC)
• +1 305 224 1968 US
• +1 309 205 3325 US
• +1 312 626 6799 US (Chicago)
• +1 346 248 7799 US (Houston)
• +1 360 209 5623 US
• +1 386 347 5053 US
• +1 507 473 4847 US
• +1 564 217 2000 US
• +1 646 558 8656 US (New York)
• +1 646 931 3860 US
• +1 669 444 9171 US
• +1 669 900 9128 US (San Jose)

Meeting ID: 815 6910 6871

Find your local number: https://us02web.zoom.us/u/kea7oPGvbc

Zoom is the leader in modern enterprise video communications, with an easy, reliable cloud platform for video and audio conferencing, chat, and webinars across mobile, desktop, and room systems. Zoom Rooms is the original software-based conference room solution used around the world in board, confer...

30/12/2024

"ክንድ ደበስ አብ ልዕሊ በደሉ ክሕዱና ክብሉ ካሕዳማት እባ ንሶም" ብሶፊያ ምስግና ብትዕግስቲ ይነበበ።
-----
እዝኦም ዘይተነገረ ዳአምበር አብ ልዕሊ ህዝብ ኢሮብ ዘይ ተግብረ ግፍዒ የለን ናይ ትማሊ ከይአክል ሎሚ ካብ ቁፅርና ንላዕሊ እሞ ዝተምሃረ መንእሰይ ገብርና
ውሉድ ምስ ወላዲኡ ክራኸብ አብ ዘይክእለሉ ሎሚውን ህዝብ ኢሮብ አብ ክባን ዒጽዋን ብኩሎም መለከዒታት አብ አፍፍ ብርሰትን ፀበባን አብዘለሉ
ክንድ ደበስ አብ ልዕሊ በደሉ ክሕዱና ክብሉ ካሕዳማት እባ ንሶም
አብ ግዜ ኢትዮ ኤርትራ ጦርነት ብ90 ደሙ ገብሩ ደቂ ዕጡቃት ሰንበት ዝባሃለሉ ምስ ሻዕቢያ (ሰንበት ዓጥቆም ሰንበት ውግእ ዝሳዓሩ ) ብደሙ
ዝመከተ መረበቱ አብ ሄግ ከይዶም ንሻዕቢያ ካም ባኒ ሸንሽኖም ፈርሞም ዝመፁ ጉዳማት ካሕዳማት እሞ ንሳቶም ዳአምበር አብ ታርክ ህዝብ ኢሮብ ንዝአመኖ ክሳዱ ንሴፍ አሕልፉ ይህብ እምበር ዘይክሕድ እንተፀልኡካውን ካሙኡ ብምክኒያታዊነት ዝኣምን ብሳምባይ ተንፍሱ ንዝብሉ እንተ ዘይአምኑ አይፍሉን ብልበሙሉነት ክብል ዝኽእል ሐቀኛን ፍትሓዊን ህዝብ ድአምበር ከዳዕ እማ ንህዝብ ኢሮብ ማንም አይብሎምን
ብተግባር ካምዝካሓዱና ዝዋዓሉዎ ተግባር እናሃለወ ሓጥያቶም አባና ምግልባጦም ሓድሽ እኳ እንተዘይኮነ አብ አደባባይ መርፆም ንክዛረቡ ምድፍሮም አግርሙለይ አሎ
ብዛዕባ እከይ ግብሮም አብ ቀፃላይ ብጭብጢ ክምለሶም እየ.።
ብሶፊያ ምስጋና።
ኢሮብ ዳተህ ፋንተ-ና Erob Discussion Center
Saahoh wansinnoy/Let's speak in Saaho/
Sahoo Media Network
fans
Hagos HN Niguse

ኢሮብ press

11/02/2024

ክንዲ ዓርከይ
መማክርተይ
ጎነይይ
ምንኣሰይ
ኢንኮ ማንታ ሓወይ ኩሉ ነገረይ ኢንድካ ነርካ ኣሉኩ ድሕርካ ክንዲኣየናይ ቅጥዕመኒ ኮይኑ ኩሉ ፀገማተይ ፀይረ ህወተይ ከኢምና ይፍትን ኢሞ ምክኣል ይኣብየኒ።ንምታይ ዲዩ ክድዚ ዝከብደኒ ምፍልላይ ምሕላዉ ረስዐ ፀንሐ😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔

ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ኢትርከቡ ኣሕዋተይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ኢትሪዎ ኣቦይ ተጋደላይ ሓጎስ ዮሃንስ ሓጎስ ይበሃል ተወልዱ ዝዓበየሉ ወረዳ ኢሮብ ጣብያ ወርዓትለ ቁሸት ወርዓትለ ኮይኑ ኣቦ 5 ቆል...
24/12/2023

ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ኢትርከቡ ኣሕዋተይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ኢትሪዎ ኣቦይ ተጋደላይ ሓጎስ ዮሃንስ ሓጎስ ይበሃል ተወልዱ ዝዓበየሉ ወረዳ ኢሮብ ጣብያ ወርዓትለ ቁሸት ወርዓትለ ኮይኑ ኣቦ 5 ቆልዑን ባዓል ሓዳርን ኢዩ።ካብኡ ብምቅፃል ተጋደላይ ሓጎስ ዮሃንስ ብ 1990 ዓ.ም ንወራር ሻዓብያ ብፅንዓት ዝመከተ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኢንትከውን ብ 1996ዓ.ም ናብ ሃገራዊ መከላከልያ ብሚታው ንዛ ዉዕለታና ረስዓ ምስ ደጋዊን ውሽጣዊ ፀላኢ ብምትሕብባር ኣብ ልዕል ትግራይ ተጋሩ ታርክ ይቅረ ዘይብሎ ክሕደት ዝፈፀመት ሃገር 1996_2013 ዓ.ም ደክመ ፀዕረ ከይበለ ኣብ ሙሉእ ከባታት ትግራይ ማለት ባድመ፡ ፆሮና ዛላምበሳ፡ ክሳብ ኢሮብ ግደታኡ ክዋፃእ ፀንሑ ኢዩ።ብምቅፃል 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕልና ዝተአወጀ ኩናት ንምምካት ብስራሕ ተመድቡሉ ካብ ዝፀንሐ ቦታ ዞባ ምብራቅ ጉለማካዳ ወረዳ ፍሉይ ቦታ ቦሖሎ ተበግሱ ናብ ሰራዊት ትግራይ ብምፅምባር 2013 ዓ.ም ወርሒ ሕዳር ኣብ ከባቢ ውቅሮ ከምዝተራአየ ሓብሮሙና ነይሮም። ሽዑ ኣርሚ ይኩን ውዳበ ስለዘይነበረ ኣበየናይ ኣርሚ ከምዝአተወ ክንፈልጥ ኣይከኣልናን።ስለዚ ኣሕዋተይ 3 ዓመት ዳሃይ ናይ ኣቦይ ስለዝሰኣንኩ። ዳሃይ ናይ ኣቦይ ክረክብ ብዝተከኣለኩም ክትታሓባበሩኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሸር ኢውን ባዕሉ ዓብይ ሓገዝ ኢዩ።
ንዝኮነ ሓበረታ ዲማ?
ስልኪ ቁፅሪ ሱዑዲ ሱዚ ሓጎስ 00966532509458
ኢ/ያ ኣበባ ሓጎስ 0934747829
ኢ/ያ ፀጋይ ገብረህወት 0980382754
ኢ/ያ ፀጋይ ገብረወት 0975822533
ኢ/ያ ጣዓመ ክዳነ 00251914521730
በዚ ዝስዕብ ቁፅሪ ክትሕብሩና ብትሕትና ንሓተኩም አሕዋተይ።ንትገብሩለይ ምትሕብባር ምስጋና ካብቲ ኩሉ ዝኪእል ኣምላክ ይብፃሕኩም።

ፀሓፊት ሱዚ ሓጎስ ዮሃንስ

# ሸርርርር share

13/12/2023

ህዝቢ ኢሮብ ተክሊ በለስ ኣይኮነን!!! ተክል በለስ ኣብ ሓጋይ ሰኣን ማይ ተጨማድዱ ወርቀት መስሉ ከሎ ሓደ ቁልሕ ኢሉ ዝርኦ የለን ሓልፉሉ ከረምቲ ኣትዩ ኢቲ ጥዑም ፍረ ምስ ኣውፀኣ ኩሉ ይብህጎ። ንሕና ተክሊ በለስ ኣይኮናን!!!

13/12/2023

ህዚቢ ኢሮብ ተክሊ በለስ ኣይኮነን!!!

01/12/2023
22/11/2023

ጋሮክ ድዐ ማዳደኒ ኢንኪ ቦካለ ማኮኮ ታህዳክ ኖክታድንምኮ? ጋዲ ፎያየ ድቦክ ኒሓብተን ኮ ኢኒ ሳዖል ፉጊ ኢሲ ምድጋል ስንጋራዎይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ጅግና ሱዉእ ተጋደላይ ሓጎስ ዘውደ መንገሻ
ጅግና ስውእቲ ተጋዳልት ሩፍታ ተስፋይ (ኣድሃሪ) ሓድጉ
ጅግና ስውእ ተጋደላይ ስየ ፍትዊ ገ/ሄር
ጅግና ስውእ ተጋደላይ ሩፋኤል መድህን ሓድጉ

Address

Adigrat
Mekelle

Telephone

+25377035942

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ዋከታይ Midia posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share