Brie tube

Brie tube this page is arts and entertainment page

15/06/2020

ኣቱም ሓተይ እታ ተወንጪፋ ዝተብሃለት ሳተላይትን ተረኪቡ ዝተብሃለ መድሃኒት ኮረና ቫይረስን ምክረ-ሓሳብ ድየን ኔረን ማለት ሲ ጉዳይ መረፃ ንምጥፍፋእ ዝተሓረያ ኣጀንዳታት ኔረን ማለተይ እየ ቅድሚ ናብ ፈኸራን ምፍርራሕን ምስጋሮም ማለተይ እየ ደሓርስኳ ሽማግለታት ይሰዱለዉ ተባሂሉዋ
ከምቲ ጠርጣራው ዝበሎ ትኻስ ድሙ ኣንጭዋ ከየሻድን ማለተይ እየ
ኣይንታኸስ የየየየየየይ!!

https://www.youtube.com/watch?v=faCJ8XvBihs
18/03/2020

https://www.youtube.com/watch?v=faCJ8XvBihs

እዚ መድረኽ ኣብ ኮሌጅ ኮምኒኬሽንን ጋዜጠኝነትን ኩሉ ግዘ ሰንበት ዝሳለጥ መኣዲ ጥበብ ግሎባል ኮይኑ ተምሃራይ ኪዳነ ብዝገርም ብቕዓት ናይ ድምፃዊ ዳዊት ፅጌ ልቤ ሰው ይወዳል ዝተፃወቶ ....

እዚ መድረኽ ኣብ ኮሌጅ ኮምኒኬሽንን ጋዜጠኝነትን ግሎባል ኩሉ ግዘ ሰንበት ዝሳለጥ መኣዲ ጥበብ ግሎባል ኮይኑ ተምሃራይ ኪዳነ ብዝገርም ብቕዓት ናይ ድምፃዊ ዳዊት ፅጌ ልቤ ሰው ይወዳል ዝተፃወ...
18/03/2020

እዚ መድረኽ ኣብ ኮሌጅ ኮምኒኬሽንን ጋዜጠኝነትን ግሎባል ኩሉ ግዘ ሰንበት ዝሳለጥ መኣዲ ጥበብ ግሎባል ኮይኑ ተምሃራይ ኪዳነ ብዝገርም ብቕዓት ናይ ድምፃዊ ዳዊት ፅጌ ልቤ ሰው ይወዳል ዝተፃወቶ እዩ

እዚ መድረኽ ኣብ ኮሌጅ ኮምኒኬሽንን ጋዜጠኝነትን ኩሉ ግዘ ሰንበት ዝሳለጥ መኣዲ ጥበብ ግሎባል ኮይኑ ተምሃራይ ኪዳነ ብዝገርም ብቕዓት ናይ ድምፃዊ ዳዊት ፅጌ ልቤ ሰው ይወዳል ዝተፃወቶ ....

22/10/2019

ኣነ ዝገርመኒ ኣብዚ ሕዚ እዋን ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ሓደ ኮይኖም እዮም ዝብል ዘረባታት ይደጋገም ኣሎ ሞ ሓደ እንተዘይኮኑ ኸ እንታይ ክግበር እዩ ተሓሲቡ ነይሩ ስለምንታይ እዩ ክፈላለዩ ተደልዩ

22/10/2019

መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ባ ንምንታይ እዮም ስልጣን ካብ ዝገድፉ ህዝቢ ነንባዕሉ ዘባልዑ

12/10/2019

ንኹልኹም ኣባላት እዚ ማሕበራዊ ሚድያ እንኳዕ ድሓን ምፃኹም
ዝተፈላለዩ ዘምህሩን ዘዘናግዑን ትሕዝቶታት ኣብቀረባ መፃኢ
welcome to all members of the page

07/10/2019

thank you all

Address

Rommanat
Mekelle

Telephone

+251914014410

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Brie tube posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Establishment

Send a message to Brie tube:

Share