ADI KULU ዓዲ ኹሉ

ADI KULU ዓዲ ኹሉ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ADI KULU ዓዲ ኹሉ, Arts and entertainment, mekelle, Mekelle.

   #ኸይትቀርዩታያ🤗  #ዕለት 11 #ሰዓት 11: 00 #ኣብ ሓወልቲ ሰማአታት #ኣበደም ሰላም ሰላም ኣፍቀርቲ ፊልም ብ Eyobe aregawi ተደሪሳ ብ Getachew Alem   ዳይሬክት ዝ...
03/08/2025


#ኸይትቀርዩታያ🤗

#ዕለት 11
#ሰዓት 11: 00
#ኣብ ሓወልቲ ሰማአታት #ኣበደም
ሰላም ሰላም ኣፍቀርቲ ፊልም ብ Eyobe aregawi ተደሪሳ ብ Getachew Alem ዳይሬክት ዝተገበረት ፊልም ትግርኛ ኩሉ ምድላዋትና ዛዚምና ተዳሊና ኣለና ።
ፈተውትን ኣድነቅትን ፊልም ዝኮንኩም ድማ ትኬት ብምግዛእ መፂኩም ረኣዩ ኣብ ደገ ትርከቡ ፈተውትናን ኣፍቀርቲ ፊልምን ድማ ንፈተውትኩምን ንተጋደልቲ ኣሕዋትናን ትኬት እናገዛእኩም ብምዕዳም እጃምኩም ኣበርክቱ
ትኬት ክትገዝኡ ትደልዩ 1000406540069 እዮብ ኣረጋዊ

_ብር

30/03/2025

 ... 1. ፍቕሪ፡ 100% ፍቕርኻ እያ ትደሊ።  ኩሉ ግዜ ከመይ ከም እተፍቅራ ክትነግራ እያ ትደሊ ዋላ ሰለስተ ግዜ ኣብ መዓልቲ ንዓኣ ብዙሕ  ኣይክኸውንን እዩ። 2. ኣቓልቦ፡ ብኣካል ኣብ...
22/02/2025

...

1. ፍቕሪ፡ 100% ፍቕርኻ እያ ትደሊ። ኩሉ ግዜ ከመይ ከም እተፍቅራ ክትነግራ እያ ትደሊ ዋላ ሰለስተ ግዜ ኣብ መዓልቲ ንዓኣ ብዙሕ ኣይክኸውንን እዩ።

2. ኣቓልቦ፡ ብኣካል ኣብ ጎና ክትህሉ ትደሊ። ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝካ ንትጉዓዝ፡ ኣብ መመገቢ ቦታ ብሓባር ኮፍ ኢልካ ኣይስክሪም ምብላዕ ወይ ብሓባር ፊልም ምርኣይ ካብት ደስ ዝብላ እዩ።

3. ምምስጋን፡- ኣምላኽ ከመይ ገይሩ ከም ዝፈጠራ ክትገልጸላ ትደሊ፡
ቀጣን ትኹን ሮጋድ፡ ነዋሕ ትኹን ሓጻር፡ ጽብቕቲ ትኹን ብዙሕ ዘይጽብቕቲ ዘይኮነ፡ ምስ ካልእ ሰብ ፈጺምካ ኣይተዋዳድራ❤

4. ድሕነት፡- Insecure ኣብ ዝስምዓሉ እዋን፤ ኣብ ኣዒንታ ጠሚትካ ንገራ፤ "ኣብ ዓለም ንዓኻ ቁጽሪ ሓደ ንግስቲ ሙኻና ንገራ።

5. ቀዋሚ ርክብ: ስራሕካ ወይ ንግድኻ ምስ ወዳእካ ደዊልካ፡ መልእኽቲ ጽሓፈላ፡ ዋትስኣፕ ስደደላ.. ኩሉ ግዜ ከምኡ እያ ትጽበ.. ኩሉ ግዜ ከም እተፍቅራ ኣረጋግጸላ

6. ቋንቋ ፍቕሪ፡- ቋንቋ ፍቕሪ ተዛረባ። ቋንቋ ፍቕራ ክትመሃሮ ፈትኑ እንተዘይፈሊጥካዮ። ቋንቋ ፍቕራ ምዝራብ ልባ ይኸፍተልካ እሞ ዝኾነ ወዲ ካባኻ ከምዘይወስዳ ርግጸኛ ክትከውን ትኽእል ኢኻ። ከም ንግስቲ ኣፍሪቃ፡ ሽኮረይ ጥረ ጨወይ 😂😂ወዘተ ዝኣመሰሉ ናይ ቕብጥሮት ኣስማት ጸውዓያ

7. ዋዛ፡ ዳውን ክስምዓ ከሎ ከተስሕቓ ኣብ ጎንኣ ኮፍ እልካ ንስኻ ክንዲ ኩሉ ክትኾነላ ምኻን ብጸጉራ እንዳ ደረዝካ ንገራ። ከምኡ እውን ዋዛታት ክትስንጥቕ ፈትኑ፤ ደቅ ኣንስትዮ መስሓቕ ዝኾኑ ደቂ ተባዕትዮ እየን ዝፈትዋ። ግን ከም ኮሜድያናት ዋዛታትካ ክትስሕቐን ከለኻ ንዓኣ ወይ ንነብስኻ ከተጥቅዕ ኣይትፈትን።

8. ልዕሊ ዓቐን ፍቕሪ፡ ኣብ ማእከል ዕላል፤ ብዙሕ ከም እተፍቅራ ንገራ..

9. ናእዳ ሃባ፡ ሓድሽ ነገር ከም ክዳውንቲ፡ ቅዲ ጸጉሪ፡ ጫማ ወይ ማይል ሜክኣፕ ክትለብስ ከላ ኣስተብህል እሞ ናእዳ ሃባ።



10. ለዋህ ኩን፦ ክትዛረብ ከላ ስምዓያ ስቕ ኣይትበል። ኣንስቲ ውሽጣዊ ስምዒተን ክካፈላ ከለዋ ክሰምዕወን ዝኽእሉ ደቂ ተባዕትዮ ይፈትዋ እየን። ስምዑ ጥራይ ዘይኮነስ ከም ናይ ብሓቂ ዝብሉ ቃላት ብምዝራብ ተሳተፍ? ኤህን ኤህን ኣድላዪ እንተኾይኑ ድማ ገለ በል።

11. ልእልቲ ግበራ፡ ኣብ ዝኾነ ቦታ ኣብ ዝኾነ እዋን ከም እትሕበንን ልክዕ ከምኣ ጓል ክትወልድ ምጽባይ ከም ዘይትኽእልን ንገራ። #ተፈፀመ

21/02/2025
20/02/2025

😳😳😳

     ። ❤🙏🙏🙏  :50 🙏🙏🙏❤
20/02/2025






❤🙏🙏🙏

:50
🙏🙏🙏❤

ትነብር'ላ ዓርቢ ምሸት Hope Entertainment
28/05/2023

ትነብር'ላ ዓርቢ ምሸት Hope Entertainment

ሰላም ፈተውትን ኣድነቕትን ተኸታተልትን H&M ሬከርድስ:: ከም እትፈልጥዎ ወይከዓ ከምቲ ኩሉ ግዜ ንገልፆ ትካልና ንዕብየት ባህልን ቋንቋን ትግርኛ ቀዳማይ ዕላማ ገይሩ እዩ ተመስሪቱ:: ብኡ ...
28/05/2023

ሰላም ፈተውትን ኣድነቕትን ተኸታተልትን H&M ሬከርድስ:: ከም እትፈልጥዎ ወይከዓ ከምቲ ኩሉ ግዜ ንገልፆ ትካልና ንዕብየት ባህልን ቋንቋን ትግርኛ ቀዳማይ ዕላማ ገይሩ እዩ ተመስሪቱ:: ብኡ መሰረት April 22 2023 ብኣቖፃፅራ ፈረንጂ ኣብ ከተማ ስያትል ንመፈለምታ ግዜ ብዓይነቱን ኣቀራርቡእን ፍሉይ ዝኾነ ምርኢት ወይ ድማ ኮንሰርት (ሃሪረ tour) ኣዳልዩ ብዕውት ወዲኡ እዩ:: ቅድሚ እዚ ኮንሰርት እዚ 5 ከተማታት ክንሽፍን ኢልና ብዝሓዝናዬ ዓላማ መሰረት ካብ ስያትል ቀፂልና ብቐደም ሰዓብ ናብ ከተማታት ዳላስ ቴክሳስ : ደንቨር ኮሎራዶ: ላስቬጋስ ኔቫዳ ወይ ከዓ ሎስ እንጀለስ ካሊፎርኒያ ካብኡ ብ ዲኤምቪ ክንዓፁ ኢና:: ስለዚ ንዝመፅእ June 15 ዕለተ ሓሙስ ኣብ ዳላስ ቴክሳስ ምድላዋትና ወዲእና ኣለና ኣለና:: ናይ ኮንሰርትና መደብ ዕለተ ቐዳም እዩ ኔሩ:: ኮይኑ ግን ኣብዚ ሓሲብናዬ ዝነበርና ሰሙን ናይ ዋዕላ ትግራይ ካብ ዓርቢ June 16 ክሳብ ሰንበት June 18 ናይ ኮንሰርት ምድላዋት ስለዘለዎም ሓሙስ ክነዳልው ወሲና ኣለና:: ስለዚ ነበርቲ ዳላስን ከባቢኣ ከምኡ እውን ካብ ካሊእ ከባቢታት ዝመፃኹም ናይዚ ዓብይ ኮንሰርት ተሳተፍቲ ክትኮኑ ንላቦ::

ሰሰናይ ንኹላትኩም::

H&M Records

Hello Fans, Admirers and Followers of H&M Records. As you all know or as we always mention it, our company was founded having a primary objective of the growth of Tigray culture and language. One of the areas we have planned to improve on is the way Tigray concerts are hosted. According to that on April 22, 2023 we have hosted a ver successful concert in Seattle Washington as opening city. This was one out of the 5 cities we have planned to do our Harire tour on. Next we will be touring Dallas Texas, Denver Colorado, Las Vegas Nevada or Los Angeles California and we are going to close with DMV. so our next city will be on Thursday, June 15th in Dallas Texas. Our first goal was On Saturday of that week but since there is a Waela festival from Friday June 16 to Sunday June 18. Therefore, we invite all residents of Dallas and its surrounding, and visitors from other parts of the country to be part of this great concert. Amanuel Yemane Haben Redae Yapi Mapi Rahel Fiyorina Yifter Kibrom Berhe

ብጣዕሚ ኪሮስ ግርማይ ኣብ ቀረባ እዋን
01/11/2020

ብጣዕሚ
ኪሮስ ግርማይ
ኣብ ቀረባ እዋን

ትኹረት-ፍረፃሙኡ-ብኣምበጣ-ዝተመንጠለ-ገባርናመንኮርዃዕቲ Part-2 ሎማዓንቲ ምሽት ኣብ ዓዲ ኹሉ ኢንቴርተይመንት ከትልቀቕ እያ።ሓፀርቲ (ቫይን) ድራማታት ጀመርትን ንፉዓት ተዋሳእቲን ስለ ዝ...
28/10/2020

ትኹረት-ፍረፃሙኡ-ብኣምበጣ-ዝተመንጠለ-ገባርና
መንኮርዃዕቲ Part-2 ሎማዓንቲ ምሽት ኣብ ዓዲ ኹሉ ኢንቴርተይመንት ከትልቀቕ እያ።
ሓፀርቲ (ቫይን) ድራማታት ጀመርትን ንፉዓት ተዋሳእቲን ስለ ዝኾኑ SHARE ብምግባር
ነተባባዓዮም።
ADI KULU entertainment SHARE LIKE COMMENT SUBSCRIBE
ሃናፂ ሪኢቶኩም ኣይፈለየና።

ዓዲ ኹሉ ኢንቴርተይመንትADI KULE entartainment Share like comment subscribe
27/10/2020

ዓዲ ኹሉ ኢንቴርተይመንት
ADI KULE entartainment
Share like comment subscribe

Address

Mekelle
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ADI KULU ዓዲ ኹሉ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share