Milla August Dances

Milla August Dances Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Milla August Dances, Art, Adigrat.

ቅድም ክብል ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ተመሪቁ ናእዳን ኣድናቆትን ዘትረፈ ፊልም  #ኣሌፍ  ዕለት 28/10/2017 ዓ/ግ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ከንኣን ኢንተርናሽናል ሆቴል ብድምቀት ክምረቅ እ...
18/06/2025

ቅድም ክብል ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ተመሪቁ ናእዳን ኣድናቆትን ዘትረፈ ፊልም #ኣሌፍ ዕለት 28/10/2017 ዓ/ግ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ከንኣን ኢንተርናሽናል ሆቴል ብድምቀት ክምረቅ እዩ። ኩሉኩም ተዓዲምኩም ኣለኩም 🫡✌️

🔥boom 🔥 ኣብ ከተማና ቅድሚ ሕጂ ርኢኩሞ ዘይትፈልጡ ብቅዓት ንክትሪኡ ኣርባዕተ መዓልቲ ተሪፍኩም ኣሎ ። ትኬት ዘይገዛእካ ግዛእ ሓፋሽ  ከየምልጠካ  ።
03/06/2025

🔥boom 🔥 ኣብ ከተማና ቅድሚ ሕጂ ርኢኩሞ ዘይትፈልጡ ብቅዓት ንክትሪኡ
ኣርባዕተ መዓልቲ ተሪፍኩም ኣሎ ።
ትኬት ዘይገዛእካ ግዛእ ሓፋሽ ከየምልጠካ ።

 #ቀንዴል ጥበብ ዳንስ ግሩፕ  #      ብዙሕ ፃዕርታት ንብዙሕ ድካማትን ሓሊፍና እንሆ ብ ዓብይ መድረክ መፂናልኩም ንርከብ ...ቀንዴል ጥበብ ባህላውን ዘመናውን ዳንስ ግሩፕ ቅድሚ ሕጂ ኣ...
18/05/2025

#ቀንዴል ጥበብ ዳንስ ግሩፕ #

ብዙሕ ፃዕርታት ንብዙሕ ድካማትን ሓሊፍና እንሆ ብ ዓብይ መድረክ መፂናልኩም ንርከብ ...

ቀንዴል ጥበብ ባህላውን ዘመናውን ዳንስ ግሩፕ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ከተማና ተሰሪሖምን ቀሪቦምን ዘይፈልጡ ብጣዕሚ ፍልይ ዝበሉን ዘምህሩን ዘዘናግዑን መደባት ሒዝናልኩም .መፂና ኣለና .:

ዕለት 1/10/2017. ኣብ ከንኣን ኢንተርናሽናል ሆቴል ዓብይ ፕሮግራም ኣዘጋጂና ከይትቀርዩታ ንብለኩም ኣለና ... እንግዶትና ኣክቢርኩም/ክን ስለ ትመፁ ኣቀዲምና ነመስግን !

፡ ጥበብ ይመርሕ :

,,,,,,  adadis sra yzo endadis metewal:: adis sraye mayet lemtfelgu pegen like argulgn.  Ewedachuwalew
29/04/2020

,,,,,, adadis sra yzo endadis metewal:: adis sraye mayet lemtfelgu pegen like argulgn. Ewedachuwalew

Address

Adigrat

Telephone

0983120337

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Milla August Dances posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category