22/04/2026
ቓለ-መሕተት ምስ ደራሲን ዳይሬክተርን መምህር ኣታኽልቲ ነጋ
ናይቲ በሃንቀውታ ትፅቢት ዝግበረሉ ዘሎ ሓዱሽ ሲትኮም "ውሽጥን ደገን" ደራሲን ዳይሬክተርን መምህር ኣታኽልቲ ነጋ፤ ምስ ትግራይ ቲቪ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ብዛዕባ ዝሓለፉ ስርሓቱ፣ ተመኩሮኡን ብፍላይ ድማ ብዛዕባ እዚ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝምረቕ ሓዱሽ ስራሕና መብርሂ ሂቡ ኣሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ እቲ ቃለ-መሕተት ንምክትታል እዚ ዝስዕብ ሊንክ ተጠቐሙ፦ https://www.facebook.com/share/v/18rjrH7AbZ/