Visit Tigray

Visit Tigray Share your channel

10/11/2025

No War
peace ✌️

11/10/2025

መስቀል ዓጋመ
27/09/2025

መስቀል ዓጋመ

 #መስቀል  #ዓጋመ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ ካብ ስፖርት ጀሚርካ ዓብዩ ጉያ መስቀል ዝተፈላለዩ ናይ ጎደና ምርኢታት ሓዊሱ ብዝተፈለየ ድምቀት ይኸበር ኣሎ ምፁታ ከይሓልፈኩም ድባብ በዓል ...
18/09/2025

#መስቀል #ዓጋመ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ ካብ ስፖርት ጀሚርካ ዓብዩ ጉያ መስቀል ዝተፈላለዩ ናይ ጎደና ምርኢታት ሓዊሱ ብዝተፈለየ ድምቀት ይኸበር ኣሎ ምፁታ ከይሓልፈኩም ድባብ በዓል መስቀል ብከፊል ዝፀንሐ

 #ዓጋመ
17/09/2025

#ዓጋመ

መስቀል ኣብ  #ዓጋመ...ኣብ መዝገብ ኽብረወሰን ዓለም   ዝተመዝገቡ ባህሊ  #ዓጋመና1) ዝዓበየ ሽግ ልዕሊ 500 ሜትሮ2) ዝዓበየ ጥሕሎ ልዕሊ 6 ኩንታል3) ዝዓበየ መስቀል ልዕሊ 22 ሜት...
07/09/2025

መስቀል ኣብ #ዓጋመ...ኣብ መዝገብ ኽብረወሰን ዓለም ዝተመዝገቡ ባህሊ #ዓጋመና
1) ዝዓበየ ሽግ ልዕሊ 500 ሜትሮ
2) ዝዓበየ ጥሕሎ ልዕሊ 6 ኩንታል
3) ዝዓበየ መስቀል ልዕሊ 22 ሜትሮ
4) መስቀል ዓጋመ ዓብዪ ጉያ
5) ዝዓበየ ሜስ ዓጋመ
6)ዝዓበየ ሽንጣር
7)ዝዓበየ ፃሕሊ
ካልኦትን....ሃይማኖታውን ባህላውን ትውፊታት #ዓጋመ

Visit Tigray
29/08/2025

Visit Tigray


ኣሸንዳ!
06/08/2025

ኣሸንዳ!

11/09/2024
like my page መጋኛ ኢንተርቴይመንት
08/05/2023

like my page መጋኛ ኢንተርቴይመንት

Address

Addis Ababa

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Visit Tigray posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share