Semay Entertainment

Call Directions
https://youtu.be/xh_o4BsdM4U?si=QHKydcqNo0rOBi4Aብመንግስታ ክቅተል ቴዲ ኣፍሮ ኣዲሒኑኒ ጥዑም ዕላል መታዓብይቲ🥰
15/08/2026

https://youtu.be/xh_o4BsdM4U?si=QHKydcqNo0rOBi4A
ብመንግስታ ክቅተል ቴዲ ኣፍሮ ኣዲሒኑኒ
ጥዑም ዕላል መታዓብይቲ🥰

SEMAY MULTIMEDIA - ቐፅል - መታዓብይቲ- ብመንግስቲ ክቅተል ቴዲ ኣፍሮ ኣድሒኑኒ😍😍 ዕላል መታዓ...

https://youtu.be/bk_GlsLuDUQ?si=gpBSkE_PwrI3tiOhዘይፅገብ ዕላል ደቂ ኣስመራ🥰ኣባሻውል ብሓንቲ ነገር ኢና ንበልፀኩም😅ንሓድሽ ዓዲ :ዕዳጋ ዓርቢ: ገዛማንዳሓበሻ 4 ...
14/08/2026

https://youtu.be/bk_GlsLuDUQ?si=gpBSkE_PwrI3tiOh
ዘይፅገብ ዕላል ደቂ ኣስመራ🥰
ኣባሻውል ብሓንቲ ነገር ኢና ንበልፀኩም😅

ንሓድሽ ዓዲ :ዕዳጋ ዓርቢ: ገዛማንዳሓበሻ
4 ኣስመራ :ሞዶሽቶ🤣 ሙሉእ ትሕዝቶ ኣቲኹም ስምዕዎ Subscribe ፣ Like ፣ Share ፣ ብምግባር ድማ ስድራ ሰማይ መልቲሚድያ ይኹኑ🙏

SEMAY MULTIMEDIA - ቐፅል - መታዓብይቲ- መታዓቢቲ ኣይኮናን😲😲ደቂ ኣንስትዮ ብርሑቀን 😱😱ቀሺኮይ...

https://youtu.be/bk_GlsLuDUQ?si=tZ6qM2SEG-74rHrKማሕበር መታዓብይቲ ደቂ ኣስመራ ተቀማጦ ኣዲስኣበባ ኣብዚ ኣሎ ፍቅሪ🥰 ኣብዚ'ሎ ሰሓቅ😅ኣብዚ'ሎ ምትሕልላይ 🥰 ፍቅሪ...
13/08/2026

https://youtu.be/bk_GlsLuDUQ?si=tZ6qM2SEG-74rHrK
ማሕበር መታዓብይቲ ደቂ ኣስመራ ተቀማጦ ኣዲስኣበባ
ኣብዚ ኣሎ ፍቅሪ🥰 ኣብዚ'ሎ ሰሓቅ😅ኣብዚ'ሎ ምትሕልላይ 🥰 ፍቅሪ ደቂ ኣስመራ ይፍለ እዩ!

I LOVE TIGRAY Semay Entertainment Estifanos getahun -እስጢፋኖስ ጌታሁን Kinfe Hadush Debesu ፈታዊ ለውጢ Omna Tigray Tigray Update Mak Ezra Mahlet Gebregiorgis OFP ማህሌት ገብረጊዮርጊስ ኢታይ ሙቁር Bright Investors - ብራይት SEMAY MEDIA ሰማይ ሚድያ Mekelle city Elsa Weldejwergis Tigrai Online Estifanos Getahun

SEMAY MULTIMEDIA - ቐፅል - መታዓብይቲ- መታዓቢቲ ኣይኮናን😲😲ደቂ ኣንስትዮ ብርሑቀን 😱😱ቀሺኮይ...

ተጫኒና ኢና ንራኸብ🥰ደቂ ገጀረት ኣበይ ኣለኹም🔥🔥https://youtu.be/6f9Wo7FkDws?si=PwHrOl7PPd5qJuk8 I LOVE TIGRAY Semay Entertainment
11/08/2026

ተጫኒና ኢና ንራኸብ🥰
ደቂ ገጀረት ኣበይ ኣለኹም🔥🔥
https://youtu.be/6f9Wo7FkDws?si=PwHrOl7PPd5qJuk8

I LOVE TIGRAY Semay Entertainment

SEMAY MULTIMEDIA - ቐፅል - መታዓብይቲ- ትርጉም ገጀረት ፍቅሪ'ዩ🥰🥰ገዛዉትና ጎሬቤት የብልናን።...

ቐፅል መታዓብይቲ ምስ ህቡብ ድምፃዊ ተስፋይ ዋጣ🥰
08/08/2026

ቐፅል መታዓብይቲ ምስ ህቡብ ድምፃዊ ተስፋይ ዋጣ🥰

SEMAY MULTIMEDIA - ቐፅል - መታዓብይቲ- ph ዲግሪ ኣለኒ😍😍ብሽክሌታ መንግስተ ሰማያት እያ😲😲መ...

ኣሸንዳ ኣብ ባፅዕ ክነኽብሮ ኢና🥰🥰🥰መንግስቱ ሃይለማርያም ኣብ ዓዲግራት🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥https://youtu.be/MSt9U90dlwc?si=wDrUMDGXKwJoSEcB @
30/07/2026

ኣሸንዳ ኣብ ባፅዕ ክነኽብሮ ኢና🥰🥰🥰
መንግስቱ ሃይለማርያም ኣብ ዓዲግራት
🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥
https://youtu.be/MSt9U90dlwc?si=wDrUMDGXKwJoSEcB

@

SEMAY MULTIMEDIA - ቐፅል - መታዓብይቲ- መንግስቱ ሃይለማርያም ኣብ ዓዲ ግራት😳😳ኣሸንዳ ኣብ ባ...

200,000 ተመልካቲ የቐንየልና🥰
29/07/2026

200,000 ተመልካቲ የቐንየልና🥰

ወኒነ🥰🥰
28/07/2026

ወኒነ🥰🥰

This is the latest Ethiopian music video from Semay ENT.Enjoy the ...

ወኒነ100,000🔥 ተመልካቲ የቀንየልና🙏ሙሉእ ቪድዬ ኣብ ኣብ ኮሜንት ኣላ🔥ሕያዋይ ቅመመይ፥ ምቁር ዝቐስመሉዝፍን ርፉታይ ኢኻ: ልበይ ዘዕርፈሉሕላገት ናይ ፍቕሪ፥ ልግስን ሓቅነትንብወቕቲ ዘይድ...
25/07/2026

ወኒነ
100,000🔥 ተመልካቲ የቀንየልና🙏
ሙሉእ ቪድዬ ኣብ ኣብ ኮሜንት ኣላ🔥

ሕያዋይ ቅመመይ፥ ምቁር ዝቐስመሉ
ዝፍን ርፉታይ ኢኻ: ልበይ ዘዕርፈሉ
ሕላገት ናይ ፍቕሪ፥ ልግስን ሓቅነትን
ብወቕቲ ዘይድረት፥ ኮኾብ ቀትርን ለይትን
:
ሳላኻ ኣሚነይ፥ የለን ዝተሳኣነ
ዝደልዮ ረኺበ፥ ንዓኻ ኣሚነ

ቀላቢ መንፈሰይ፥ ምሩፅ መምህረይ
ሳላኻ ወቂቡ፥ ሽነኻት ምንባራይ
ብልዙብ ቃላትካ፥ ንፍቕሪ ትራሩ
ምሳኻስ ይትረፍ ሰብ፥ ኣናብስ ይሓድሩ

ኣብ ፍቕሪ ወዲቐ፥ ነብሰይ ኣላዒለያ
ንዓኻ ምፍቃረይ፥ ህይወት ኣፍቂረያ
መሊአን ሃዲአን፥ ማሚቐ ቀሲነ
ልዑል ነብሰ ክብሪ፥ ወኒነልካ ወኒነ

ኣብ ደሴት ህላወ፥ ዓለመይ ፈሊመ
ኣብ ግራት ቅንዕና፥ ምሳኻ ዓሚመ
ብመንገድኻ'ዩ፥ ሰሊጥኒ ኩሉ
ዋላ ሓንቲ የለን፥ ሳላኻ ዘይብሉ

ድርብ
ሳላኻ ሳላኻ- ሳላኻ ዓንቲረ
ፈተና ሰጊረ፥ ኣብ ፍቕሪ ዓሚረ
ሳላኻ ሳላኻ፥ ሳላኻ'ዩ ኩሉ
መንቡረይ መቂሩ፥ ውሽጠይ ፍውስ ኢሉ

ሓልዮትካ ሰኒቐ፥ ሕቕፎኻ ስሒነ
ልክዕ ከም ውሉድካ፥ ሓንቂቐልካ ኣነ
ባህጊ ንእስነተይ፥ ልበይ ዝምነዮ
ወኒነልካ ወኒነ፥ ረኺበ ዝደልዮ

ወኒነ ወኒነ፥ ወኒነ ወኒነ ኣነ
ማዳልያ ናይ ፍቕሪ፥ ተሸላሚት ክብሪ ኮይነ
ወኒነ ወኒነ፥ ወኒነ ወኒነ ኣነ
ብኣኻ ወኒነ ማሙቕካ ስሒነ ኣነ

ግጥሚ- ውቅያኖስ ጉዕሽ
ዜማ- ያረድ ፍሳሃ
ምውህሃድ ሙዚቃ- ልጅ በላይ ሓያሎም
ዳሪክተር- እስጢፋኖስ ጌታሁን
ፕሮዳክሽን- ሰማይ ፕሮዳክሽን

Address

Addis Ababa/22
Addis Ababa
900

Telephone

+16477804723

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Semay Entertainment posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share