ART ሰዓረ

Call Directions Contact the establishment

ART ሰዓረ +251945975730
🎨 Portrait Artist
✏️ Realistic Pencil Drawing
📩 Order via Inbox / WhatsApp
📍 Ethiopia

19/08/2026
14/08/2026

ማሕበረሰብ ትግራይ ኢሮብ ኩናማ ዓንዱ ካብ ዝስበር ፀኒሑ ካብ ባህሉ ስርዓቱ ኢሉ እውን ዓዱ ፀሊኡ ካብ ዝስደድ ፀኒሑ ሓቂ እውን ክቅበል ኣይደልን ዝፈረሰ ዓዲ ዝደሓረ ዓዲ ብሽርሒ ፀላእቲ ዝፈረሰ ዓዲ ከምዘለዎ ክቅበል ኣይደልን ሃፍታምን በዓል ስልጣንን ካብ ሕጊ ወፃኢ ዝተፈላለየ ወንጀል ዋላ እዃ እንዳሰርሑ እንዳሃለወ ህዝቢ ፈራሕ ኮይኑ ኣብ ክንዲ ዝኣልዮምን ዘቅብፆምን ብሕሱም ፍርሒ ይሕፈስን ይርገፀሎምን ኣሎ እና ኩሉ ግዜ ሓቂ ንቀበል ዓድና ፈሪሳ እያ ዘቅንዓ ሓሳብ እውን የለን ሕሉፍ ዘዘንቱ ምሁር እምበር🙏

🤲🤲 ትሕብብር🤲🤲ሙሉእ ሽሞም: ኣቶ ኣረፋይነ ገ/ጅወርግስ ገ/ዚሄር ይብሃሉ። ነባራይ ከተማ እንዳባጉና እዮም። ደሃይ ጓሎም ይሓትቱ ኣለዉ እሞ:በበዝኸኣልናዮ ክንትሓባበሮም ይፅውዕ። ሽም ጓሎም:...
10/08/2026

🤲🤲 ትሕብብር🤲🤲

ሙሉእ ሽሞም: ኣቶ ኣረፋይነ ገ/ጅወርግስ ገ/ዚሄር ይብሃሉ። ነባራይ ከተማ እንዳባጉና እዮም። ደሃይ ጓሎም ይሓትቱ ኣለዉ እሞ:በበዝኸኣልናዮ ክንትሓባበሮም ይፅውዕ።

ሽም ጓሎም: ዘሃፍታ ኣረፍይነ ገ/ጀወርግስ ገ/ዚሄር
ኩነታት ውላድ: ሓደ ወዳ ኣለዋ።
ሽም ውላዳ: ወላኒ

ዘሃፍታ ኣረፋይነ ትዉልዲ ቦታኣ: ወረዳ ዛና (ጭላ ጭቅኒ) ዝብሃል ቦታ እያ ተወሊዳ። ነገር ግን ድሕሪ ሞት ወላዲታ : ወላዲኣ ናብ #ኮርተኽሊ እንዳ ኣቡነ ቶማስ ዝባሃል ቦታ ወሲድዋ: ኣብ ኮርተኽሊ እያ ዓብያ።

ዘሃፍታ ብ-1973 ዓ/ም ናብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ከደት:ድሕሪ ዝተወሰነ ዓመት ናብ እ/ጉና ተመሊሳ ነይራ።

ብ-1985 ዓ/ም :ዘሃፍታ ንመጨረሻ ጊዜ: ኣቦይ ''ኣነ ናብ ዓዲ ኣሜሪካ ክከይድ እየ'' ኢላ ድሕሪ ካብ ዓዲ ምውፃኣ: ደሃይ ዝባሃል ኣይተረኽበን።

ሓዋ: መረሳ ኣረፍይነ ገ/ጀወርግስ ገ/ዝሄር ዝባሃል ኣለዋ።

ከም ሓበሬታ ኣብ ቀረባ እዋን ብመንገዲ ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣቢላ ዝተወሰነ ገንዘብ ልኢኻ: ንወላዲኣ ክትረክብ ከምዝፍተነት: ነገር ግን ክራኸቡ ከምዘይከኣሉ ኣቶ ኣረፋይነ ይዛረቡ። (ጥሉል ዝኾነ መረዳእታ ስለዘይተረኸበ)!

ን- ዘሃፍታ ኣረፋይነ ትፈልጡ እንተደኣሃሊኹም: ወላዲኣ ንዓመታት ዝጠፍኣቶም ውላዶም ክረኽብዋ:ሓግዙኒ ስለዝበሉ:ዝኾነ ዝጠቅም ሓበሬታ እንተደሃሊኩም

ብ 0987118165
0956878086 ደዊልኩም ክትተሓባበርዎም ይላቦ።

ሼር እውን ዓብዪ ሓገዝ እዩ።🙏🤝

ሰላም ንኹሉ ወዲ-ሰብ❤

ነብስካ ኣብ ገነት ይንበር ወዲ ወርቁ ክስእላ እየ ኢለ ቃል ብዝኣተክዎ መሰረት ቅድሚ ሰሙናት ጀሚረያ ዝነበርኩ ስራሕ ሎሚ 100% ዛዚመያ ኣለኩ ክንወስዳ ንደሊ ኢና ዝበልኩም ድማ እንደገና ብ...
02/08/2026

ነብስካ ኣብ ገነት ይንበር ወዲ ወርቁ ክስእላ እየ ኢለ ቃል ብዝኣተክዎ መሰረት ቅድሚ ሰሙናት ጀሚረያ ዝነበርኩ ስራሕ ሎሚ 100% ዛዚመያ ኣለኩ ክንወስዳ ንደሊ ኢና ዝበልኩም ድማ እንደገና ብ WhatsApp ፀሓፉለይ🙏

31/07/2026

ተበደል እምበር ሰብ ከይትብድል🙏👌

ካብ ማንም ምንም::
27/07/2026

ካብ ማንም ምንም::

ብመቀመጭኡ ድዩ ዝሓስብ ግን!ሂወት መንእሰይ ኣይተበላሹ ዝሓወይ ፓለቲካካ ብካሊእ ስራሕ!
22/07/2026

ብመቀመጭኡ ድዩ ዝሓስብ ግን!
ሂወት መንእሰይ ኣይተበላሹ ዝሓወይ ፓለቲካካ ብካሊእ ስራሕ!

ሓያል ንሕንሕ ከምእንርኢ በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ ግን ድማ ቆልዓ ይጎይይ እምበር ኣይቅድምን ዝብል ኣባህላ ብተግባር ከምእንርእዮ በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ🙏
19/07/2026

ሓያል ንሕንሕ ከምእንርኢ በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ ግን ድማ ቆልዓ ይጎይይ እምበር ኣይቅድምን ዝብል ኣባህላ ብተግባር ከምእንርእዮ በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ🙏

Address

Addis Ababa

Telephone

+251945975730

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ART ሰዓረ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Establishment

Send a message to ART ሰዓረ:

Shortcuts

Share

Category