31/05/2026
ኢርትራዉያን ስድራይን የሕዋተይን እዮም ኣብዚ ስደት ግን ከም ሓዊ እየ ዝርእዮም ኣመና እንተ ቀሪበዮም ከቃጽሉኒ እዮም ዝበላስ ብዘይ ምክንያት ኣይ ከነን ።ሰብ ካምፓላ ካሜራማናት ዓገብ ጌርኩም ኣሽሓት ዶላራት ዝፈሰሶ ኮንሰርት ብዘይ ሓላፍነት ሎጎኩም ተጠቂምኩም ብምዝርጋሕኩም ዕንወት ኣብ ሰነ ጥበባዊ Ghirmay Andom Weldemichael ኣካይድኩም ንምንታይ ግን ወድሰብ ዝደከመሉን ዝጸዓረሉ ክሳብ ክንድዚ ሓላፍነት ዝጎደሎ ስራሕ ሰሪሕኩም እሞ ሕጂዶ ደስ ኢልኩም ግርማይ ድሕሪ ኮንሰርት ደስ ኢልዎ ብፍሕሽው ገጽ እና ሰሓቀ ክመጸና ኢና ተጸቢና ነገር ግን ከመይ ኣለካ ኣይ ትበሎ ኣብ ገጹ ርኣዮ እዩ ዓቢ ጛሂ ኣብ ገጹ ተወቂጡ ስለምንታይ ግን እዝኩሉ?