Yeman barey Black diamond

Yeman barey Black diamond Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Yeman barey Black diamond, Music production studio, Cairo.

28/06/2023

ሙዚቃ ተፈታዊ ተባሃጊ ናይ ወድ ሰብ መድሃኒት ኮይኑ ንምዝንጋዕ ዝጠፈጠረ ክከውን ከሎ ግና አዚ ናይ ሕጂ ሙዚቃ ኮምእ ኣይኮነን ነስተማቅሮ አስከ ፍትዋተይ ዝኮንኩም ደቂ የማነ ባርያ

ሎሚ ዕለት 16/05/2023 ሳዓት 8፡00 ናይ ምሸት ውን ዓብን ኣገዳስን ጸወታ ክካየድ ኢዩ ጋንታ ራኢ አታ አንኮ መዋዳድርቲ ዘይብላ ምስ ጋንታ አንባሴራ ክገጥማ ኢየን ክልቴኤን ጋንታታት ሙ...
16/05/2023

ሎሚ ዕለት 16/05/2023 ሳዓት 8፡00 ናይ ምሸት ውን ዓብን ኣገዳስን ጸወታ ክካየድ ኢዩ ጋንታ ራኢ አታ አንኮ መዋዳድርቲ ዘይብላ ምስ ጋንታ አንባሴራ ክገጥማ ኢየን ክልቴኤን ጋንታታት ሙሉእ 9 ነጥቢ ሒዘን ክቀርባ ኢየን መን ሙሉእ 12 ነጥቢ ትሕዝ ውን ክከውን ኢዩ አታ ኩሉ ሳዕ ኣለኩ ደድሕሬኪ ኢየ ትብል ጋንታ አንባሴራ ድማ ሓያልን ፈታንን ግጥም ከጋጥማ ኢዩ so ጽብቅ ጸወታ ይምነየልኪ ጋንታ ራኢ ኣብዚ ጸወታ ኩሉ ነባሪ ግብጺ ዝኮንኩም ምጭዋተይ ዕድማት ኢኩም ዓወት ንጋንታ ራኢ ባዓል 7 ዋንጫ🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🎖አቲ ብልጽ ተጻዋታያ ባዓል ክልተ ብልጽ ዝተመስከረሉ ብኩሉ ተጻዋታያ ሳሚኤል ( ኣርሻቢ) ጽብቅ ዕድል ይምነየልካ።

15/05/2023

ምልስ ክንብል ንድሕሪት ምልስ ኢልና ካብ ፍርያት የማነ ባርያ ኣቦ ድካታት ሓደ ሓደ ክንብል ንባርያ ዝፈትው ላይክ ሸር ፈለው ጠዊቁ ይኪድ

15/05/2023

ገለ ክንብል ሕጂ ድማ ካብ ፍርያት ፊልም ህንዲ አዛ ፊልም አንታይ ኮን ትብል ኣርእስታ ኣብእ ከለኩም ሸር ፎሎው ላይክ ኣይትረስዕና

ንነዊሕ አዋን ምጥፍአይ ይቅሬታ ዳበልኩ            ሕጂ ድማ ንጋንታ ራኢ ሒዘልኩም መጺየ ኣለኩ            ኣብ ግብጺ ከተማ ካይሮ መዳርግቲ ዘይብላ ጋንታ ራኢ            ሓ...
15/05/2023

ንነዊሕ አዋን ምጥፍአይ ይቅሬታ ዳበልኩ
ሕጂ ድማ ንጋንታ ራኢ ሒዘልኩም መጺየ ኣለኩ
ኣብ ግብጺ ከተማ ካይሮ መዳርግቲ ዘይብላ ጋንታ ራኢ
ሓምሽተ ጋንታታት ብዝጻወትኦ ዘለዋ ምድብ ጅሮኒ
ካብ ኩሉ ጸወታ ሙሉእ 9 ነጥቢ ሒዛ ኣብ ትከደሉ ዘላ ጽባሕ ዕለት 16/05/2023 ሶሉስ ማዓልቲ ሳዓት 8፡00 ናይ ምሸት አታ መታሃላልክታ ዝኮነት ጋንታ አንባሴራ ኣካይዳ ን 12 ነጥብን ዋንጫን ብዘካይዶኦ ሓያል ግጥም ኩሉ ነባሪ ካይሮ ዝኮንካ ስደቴኛ ዕዱም ኢካ ብሰላም ሙጽና ንብል ኣለና ሓያልን ረሳንን ዝኮነ ጸወታ ምካኑ ኢዩ ዓወት ይምነየሉኩም ጋንታ ራኢ
ምሳኩም ዝሰጻናሓኩም ሓውኩም ቢኒያም ካብ ሃገር ግብጺ ከተማ ካይሮ

15/05/2023

Man city is the best king 👑 in the world

15/05/2023

ካብ 2004 ክሳዕ ሕጂ

15/02/2022

ንስካ ኣለካ ፡ንስካ ኣይሞትካን፡ ንሳካ ሕያዋይ፡ ንስካ ለጋስ፡ ንስካ ጋሳ ሃገር፡ ንስካ ደላይ ሰላም፡ ንስካ ኣርማ ሓቂ ፡ንስካ ጸላኢ ጽልኢ፡ ንስካ ኣቦ ፡ንስካ ጠባዕ ፡ንስካ ጅግና፡ ንስካ ባዓል ተስፋ፡ ንስካ ሓጋዚ ድካታት። ኢካ የማነ ባርያ ንሓቂ ምስ በልካ ኢካ ኣብታ ዘይትተርፍ መንግስተ ሰካይ የዋርስካ ,,,,,,,,,,,,,,

15/02/2022

Follow like and share please ሓዳስ ኢያ አዛ ኣካውንት

15/02/2022

ዩሙን ኣርማ ሰላም ኣለካ ኣይሞትካን

Address

Cairo

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Yeman barey Black diamond posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share