Netsebraq Entertainment

Netsebraq Entertainment This page is created to share shows that we upload and current affairs from around the globe.

ኩሉ ዝጽዕርዶ ይዕወትዩ? ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዛ ቪድዮ ተኸታተሉ!
05/12/2021

ኩሉ ዝጽዕርዶ ይዕወትዩ? ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዛ ቪድዮ ተኸታተሉ!

ከም ዝፍለጥ ዝጸዓረ ይዕወትዩ ዝብል ናይ ኣቦታትና ይኹን ናይ ከባቢና ብሂል ካብ ነዊሕ ኣትሒዙ ዝኸይድ ዝጸንሑ ብሂልዩ። ሓቂ'ዩ እንተጽዒርካ ትዕወት ኢኻ። ግና እንታይ ዓይነት ጻዕሪ ዝብ....

ግጥሚ!
26/09/2021

ግጥሚ!

ኣሎ ተደጒሉደጊለዮ እምበር ማዓስ ረሲዐዮሑሱም ናብራና ቀይርዎ ንኣናባብራናፋሕ ምስ በልና ከይተኣካከብናግዜ ነዊሑ ጓኖት ኣምሲሉናኣንታ መከረኛ ፍቅረይተረካብ ይዓድዮኩይኑ ነገሩ ኣባ...

ሂወትካ ትልውጥ መጽሓፍ!
23/09/2021

ሂወትካ ትልውጥ መጽሓፍ!

ሂወትካ ናብ ዝሓሸ መንገዲ ክትጓዓዝ እንተደኣ ደሊኻ፡ ከብቶም ኩሎም ዕውዉታት ሰባት፡ ናብ መንገዲ ዓወት ዝወስደካ መኣዝን ክትጓዓዝ ኣለካ ምስ መን ብዘየገድስ። እዛ መጽሓፍ ኣብ ዓለምና...

ውሽማይ!
18/09/2021

ውሽማይ!

ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሰት ድርሰት። ነገር ውሽማ መቸም ባዕልኹም ግለጽዎ፡ ኣሰብኡትና ንኹን ኣንስትና። እዚ ጽሑፍ እዚ ብ ፍረወይኒ ጎኦይትኦም ዝተጻሕፈ ኮይኑ፡ ንመምሃሪ ክኸውን ዝ....

ሓቀኛ ደብዳቤ ፍቅሪ ካብ ኣፍቃሪ ናብ ኣፍቃሪቱ!
01/09/2021

ሓቀኛ ደብዳቤ ፍቅሪ ካብ ኣፍቃሪ ናብ ኣፍቃሪቱ!

ፍቅሪ መቸም ኩልና እንተበልኩ ምግናን ከይመስል መቀረቱን ጣዕሙን ዘየስተማቀረ ክህሉ ኢለ ኣይሓስብን። ፍቅሪ ብ ቃል፣ ግብሪ ከምኡ ድማ ብስነጥበብ እዩ ዝግለጽ ካልእ'ውን ይህሉ ይኸውን።...

ክትልወጥ ትደሊዶ? Watch this video! ነዛ ቪድዮ ተዓዘብ።
23/08/2021

ክትልወጥ ትደሊዶ? Watch this video! ነዛ ቪድዮ ተዓዘብ።

ኣብ ብብዙሕ መሰናኽላት እኳ ንሓልፍ እንተኾና፡ ክንልውጥ ግና ወላ ሓንቲ ዝኽልክለና ነገር የለን። እንተኣልዩ ድማ፡ ጸገም ዘይመለውጢና ንሕና ኢና። ብዙሓት ሰባት ካብ ዝተሓተ ናብ ዝለዓ...

ግጥሚ ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም (ጸሎት)
08/08/2021

ግጥሚ ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም (ጸሎት)

ምግጣም ተውህቦዩ፡ ምንባብ ግጥሚ ድማ ካብኡ ብዘይፍለ ትዕድልቲዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ብዘለዋ ክእለት ኣገጣጥማን ኣናብባን ፍልጥቲ ዝገብራ ረቋሒዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ካብ ንእስነታ ...

ዓገብ (ኤርትራዊ መንነት)፡ ከምዚ ኣይኮነን። Yordanos ፈተነ ቅትለት ኣብ ክንዲ ምምካርን ምምሃርን።
06/08/2021

ዓገብ (ኤርትራዊ መንነት)፡ ከምዚ ኣይኮነን። Yordanos ፈተነ ቅትለት ኣብ ክንዲ ምምካርን ምምሃርን።

ንዝተጋገየ ምምላስ'ውን ባህሊ ኤርትራዊ መንነትዩ። እንተኽኢልና ገጋ መንገዲ ኣለኺ ኢልና ክንእርማ ይግባእ፡ እንተዘይኮይኑ ግና፡ ኣፍካን ኢድካን ምሓዝ ልቦናዩ። ዮርዳኖስ ሓቂዩ፡ ቅኑ...

ታሪኽ በሃር ስነጥበባዊ ቦብ ማርሊ፡ ድምጺ ውጹዓት።
02/08/2021

ታሪኽ በሃር ስነጥበባዊ ቦብ ማርሊ፡ ድምጺ ውጹዓት።

ታሪኽ ህቡብ ድምጻዊ ቦብ ማርሊ ሓደ ካብቲ ኣዝዩ መሃርን ታሪኻውን ኮይኑ ካብ ዝዝከር ዳርጋ ነዊሕ ዓመታት ኮይኑ ኣሎ። ቦብ ማርሊ ኣብ ዓለምና ኣዝዩ ንኽትዝርዝሮ ዘጸግም ታሪኽ ገዲፉዩ ካብ...

ግጥሚ (ረሲዐዮ) ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም/ poem by Freweini Goytom።
25/07/2021

ግጥሚ (ረሲዐዮ) ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም/ poem by Freweini Goytom።

ምግጣም ተውህቦዩ፡ ምንባብ ግጥሚ ድማ ካብኡ ብዘይፍለ ትዕድልቲዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ብዘለዋ ክእለት ኣገጣጥማን ኣናብባን ፍልጥቲ ዝገብራ ረቋሒዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ካብ ንእስነታ ...

ገዲፈዮ ግጥሚ ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም/ poem by Freweini GoytomSubscribe to our channel to listen similar poems;
25/07/2021

ገዲፈዮ ግጥሚ ብ ፍረወይኒ ጎይትኦም/ poem by Freweini Goytom

Subscribe to our channel to listen similar poems;

ምግጣም ተውህቦዩ፡ ምንባብ ግጥሚ ድማ ካቡ ዘይፍለ ትዕድልቲዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ብዘለዋ ክእለት ኣገጣጥማን ኣናብባን ፍልጢ ዝገብራ ረቋሒዩ። ፍረወይኒ ጎይትኦም ካብ ንእስነታ ጀሚራ...

ግጥሚ ምጽሓፍን፡ምንባብን ተውህቦዩ። ክልቲኡ ክህልወካ እንከሎ ድማ ጸጋዩ። ተስፉ መሓሪ (ኳደረ) ነዚ ተውህቦ ዝተዓደለ ሓደ ካብ ዓበይቲ ስነ-ጥበባውያን ሃገርናዩ።
23/07/2021

ግጥሚ ምጽሓፍን፡ምንባብን ተውህቦዩ። ክልቲኡ ክህልወካ እንከሎ ድማ ጸጋዩ። ተስፉ መሓሪ (ኳደረ) ነዚ ተውህቦ ዝተዓደለ ሓደ ካብ ዓበይቲ ስነ-ጥበባውያን ሃገርናዩ።

ግጥሚ ምጽሓፍ ተውህቦዩ። ተስፉ መሓሪ ሓደ ካብቶም ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ብዙሕ ግጥሚ ዝጸሓፉን፡ ዝጽሕፉ ዘለዉንዩ። ተስፉ ግጥሚ ምጽሓፍ ጥራሕ ኣይኮነን ተውህብኡ፡ ኣናብባ ግጥሚ ድማ ሓደ...

Address

Cairo

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Netsebraq Entertainment posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Establishment

Send a message to Netsebraq Entertainment:

Share