Hello Eritrea/Kidane

Hello Eritrea/Kidane Kontaktinformationen, Karte und Wegbeschreibungen, Kontaktformulare, Öffnungszeiten, Dienstleistungen, Bewertungen, Fotos, Videos und Ankündigungen von Hello Eritrea/Kidane, Kunst und Unterhaltung, Munich.

27/03/2023

ኣደይ
ግጥሚ፦ ኪዳነ ፍሰሃየ

12/10/2022

ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ጀርመን ካብ ኤምባሲ ወረቀት ኣምጹ ዝተባህሉ ኤርትራውያን ኣመልኪቱ ዉሳነ ኣምሓላሊፉ ኣሎ።
ምሉእ ቪድዮ ንምርኣይ👇👇👇👇👇
https://youtu.be/osCtKLH7UdI

11/10/2022

ከመይ ጌርና ብቅልል ዝበለ ዝኾነ ዉዕል (Vertrag) ከንቋርጾ ምስ ንደሊ ደብዳበ ንሰደሎም? ምሉእ ቪድዮ ንምርኣይ 👇👇👇👇👇
https://youtu.be/3yDljJNAnOE

🔻ልዑል ጸቅጢ ደም ልዑል ጸቅጢ ማለት ብተደጋጋሚ ንንውሕ ዝብለ እዋን መጠን  ጸቅጢ ደምና ልዕሊ 140/90 ምስ ዝኸውን ኢዩ። 🔻ጠንቅታት 🔸ቤተሰባዊ ውርሻ (ንኣብነት ካብ ኣቦኻ ወይ ኣዴኻ)🔸...
16/02/2022

🔻ልዑል ጸቅጢ ደም

ልዑል ጸቅጢ ማለት ብተደጋጋሚ ንንውሕ ዝብለ እዋን መጠን ጸቅጢ ደምና ልዕሊ 140/90 ምስ ዝኸውን ኢዩ።

🔻ጠንቅታት

🔸ቤተሰባዊ ውርሻ (ንኣብነት ካብ ኣቦኻ ወይ ኣዴኻ)
🔸ሽጋራ ምትኻኽ
🔸ስብሒን ጨውን ዝበዝሖም መግብታት ምዝውታር
🔸ጭንቀት
🔸ልዕሊ መጠን ክብደት ኣካል
🔸ብዝሒ ኣልኮላዊ መስተ
🔸ምንቅስቃስ ዘይምዝውታር
🔸ዕድመ (ደቂ-ተባዕትዮ ካብ 55 ንላዕል፡ ደቂ ኣንስትዮ ካብ 65 ንላዕሊ)
🔸ዕኹል ካልስዩም ዘይምሳድ
🔸ሕማም ታይሮይድን ካልኦት ሕማማትን ውን ጠንቂታት ልዑል ጸቅጢ ደም ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም።

🔻ምልክታት

🔸ቃንዛ ርእሲ (ብዝያድ ኣብ ንግሆ)
🔸ጽርውርው/ሕምበለል ምስ ዝብለካ
🔸ዕግርግር
🔸ድቃስ ምእባይ
🔸መድመይቲ ኣፍንጫ
🔸ሕጽረት ምስንፋስ
🔸ዝቀየሐ ገጽ
🔸ድኻም
🔸ፍርሒን ካልኦትን ምጥቃስ ይከኣል

🔻ምርመራ

🔸ሓኪም ዝተፈላለየ ዓይነት መርመራታት ከካይድ ይኽእል ኢዩ። ንኣብነት ብተደጋጋሚ ንንውሕ ዝበለን ኣብ ዝተፈላለየ እዋንን ምዕቃን ጸቅጢ ደም።
🔸ምርመራ ደምን ሽንትን
🔸X-ray ናይ ኩሊትን ካልኦት ኣካላዊ ምርመራ ከካይድ ይኽእል ኢዩ።

🔻ክንክን ጸቅቲ ደም

🔸ኣብ ላዕኪ ዝጠቀስናዮም ጠንቅታት ደው ምባል ወይ ብመጠኑ ምቅናስ
🔸ምንቅስቃስ ምዝውታር
🔸ብሓኪም ዝተኣዘዘልና መድሃኒ ምክትታል
🔸ሽኮርያ እንተልያትካ ክትትል ሽኮርያ ምግባር

🔻ሳዕቤናት ልዑል ጸቅጢ ደም

🔸ብሰንኪ ልዑል ጸቅጢ ደም ቀንዲ ተጠቃዕቲ ዝኾኑ ክፍልታት ኣካላትና (ልቢ፡ ኩሊትን ሓንጎልን) ምጥቃስ ይከኣል። ንኣብነት ከም ወቅዒ ልብን ሓንጎልን ከኸትል ይኽእል።
🔸ምጭንዳሕ ሻንቦቆታት ደም
🔸ምዝባዕ ዑደት ዝሮት ደምን ካልኦትን ከኸትል ይኽእል።

❗መትሓሳሰቢ
ጸቅጢ ደም ኣብ ንዕቅነሉ እዋን ድሕሪ ኣልኮል ምስታይና፡ ጨዋም ነገር ምስ ወሰድና ወይ ድማ ድሕሪ ኣካላዊ ምንቅስቃስ፡ ኣብ ግዜ ሓጎስን ወይ ሕማቅ ስምዒትን ክኸውን የብሉን። ምኽንይታቱ እዞም ነገራት እዚቶም ነቲ ውጽኢት ክጸልዉዎ ስለ ዝኽእሉ።

ኪዳነ ፍሰሃየ
ጀርመን 16.2.2022

12/09/2021

ኣሰራርሓ ሽግ ኣብ ስደት😍 ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ። Share and follow ኣይትረስዑ።

14/05/2021

ኢሰያስ ዕዝንራ ምዕናው ዝብርሆ።

25/10/2020

መወዳእታ ዘመን በጺሕና በሉ። ኩሉ ሰብ መታን ክፈልጥ ሼር በልዎ ኢኹም።
https://youtu.be/K5hO5p3yAFA

06/09/2020

ካብ ሕጂ ዑፍ እንስሳ ሰማይ ከም ትብሃል ፍለጡ።

ናይ ላህጃ ዘገም የብለይን የሕዋት ክትርድእዋ ዘለኩም።

Adresse

Munich

Telefon

+491629858098

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Hello Eritrea/Kidane erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Teilen