Dawit Araya

Dawit Araya Kontaktinformationen, Karte und Wegbeschreibungen, Kontaktformulare, Öffnungszeiten, Dienstleistungen, Bewertungen, Fotos, Videos und Ankündigungen von Dawit Araya, Kunst und Unterhaltung, München.

14/04/2026

ሙሉእ ትሕዝቶ ዜና ኣብ ኮሜንት ሊንክ ኣለኩም 👇👇

 #ኣየትረፈክን ግጥሚPatro TadesseGirmadawit Kimaኣፍ ኣርክብ ዘይብሉ ፍቕረይ እንትድበለሚነ'ንዴ ኣነ ልበይ ከይዓረበህድማ ፍቕሪ ክትጅምሪ ሽዑ #ኣየትረፈክን ኣዒንተይ ነቢዑምስ...
07/03/2026

#ኣየትረፈክን ግጥሚ
Patro Tadesse
Girmadawit Kima

ኣፍ ኣርክብ ዘይብሉ ፍቕረይ እንትድበ
ለሚነ'ንዴ ኣነ ልበይ ከይዓረበ
ህድማ ፍቕሪ ክትጅምሪ ሽዑ
#ኣየትረፈክን ኣዒንተይ ነቢዑ
ምስተግሃደ ምውፃእኪ ካብ ኢደይ
ውሒጠያ እምኒ ኣእትየላ ከብደይ።

ገዛ ዓፅየ በረይ ንብዓት ክሕቆፎ
ኣይመስለንን ኔሩ ሰብ ኮይነ ዘሕልፎ
ክቐርብ 'ቲ ቐደም ንስኺ ኽትርሕቒ
ሕጂ እንታይ ተረኽበ ምውት ትንቕንቒ

ግዜ ሓያል! ኣርእዩኪ ይኾን ክልመን ከሎ ለማኒ
ለብምሉ! ንብዓትኪ ኣይተፍስሲ በጃኺ ኣይተሕዝንኒ

ፍቕሪ ተገልቢጡ ኣብ ኢድካ ኣውዲቕካኒ ፈዲኻኒ ሕነ
ኣይትበልኒ'ባ ዝነበረ ፍቕሪ ደልየ'ምበር ስኢነ

ኣነ ንዓኺዶ ንዓኺ ዶ
ኣነ ንዓኺዶ ንዓኺ ዶ
ኣነ ንዓኺዶ ንዓኺ ዶ
ኣነ ንዓኺዶ ንዓኺ ዶ
ሕማቕኪ ክምነ?

(ዝያዳይ) ከምቲ ናተይ ፀገም
(ኣይደልን) ኣባኺ ክድገም
(ኣይብህግ) ሕማቕኪ ክርኢ
(ከም ከማይ) ብፍቕሪ ክትነብዒ

ነቢዐ'ንድየ ተሓፂበ ብንብዓት ቃንዛ ፍቕርኺ ክሳብ ዝወፃለይ
ንማለቱ'ኳ ብንብዓትኪ ዝምለስ ተረፍ ፍቕሪ ሕጂ የብለይ

ድሒኑ ልበይ——እኹል ነዲዱ
ንዳግማይ ፍቕሪ —— በቃ ፈጊዱ ሰምቢዱ

ኣይቅየመልክን ንሕማቕኪ ዝምነ ከንቱ ልቢ ኣይተዓደልኩን
ኣብ ክንዳኺ'ንድየ ብፈጣሪ ዘመኽኒ ኣይፈቐዶን ጎይታ ናበልኹ

(ልብኺ) ተዝኾን መሓራይ
(ንብዓትኪ) ኣይምመፀን ዳሕራይ
(ኣርእዩኪ) ግዜ'ወ መሃራይ
(መርፈዲ) 'ዩ ሰነፍ ተምሃራይ

ነቢዐ'ንድየ ተሓፂበ ብንብዓት ቃንዛ ፍቕርኺ ክሳብ ዝወፀለይ
ንማለቱ'ኳ ብንብዓትኪ ዝምለስ ተረፍ ፍቕሪ ሕጂ የብለይ

ድሒኑ ልበይ —— እኹል ነዲዱ
ንዳግማይ ፍቕሪ —— በቃ ፈጊዱ ሰምቢዱ

ኣይቅየመልክን ንሕማቕኪ ዝምነ ከንቱ ልቢ ኣይተዓደልኩን
ኣብ ክንዳኺ'ንድየ ብፈጣሪ ዘመኽኒ ኣይፈቐዶን ጎይታ ናበልኹ

ግጥሚ: ኤፍሬም አማረ
ዜማ፣ምውህሃድ ሙዚቃ: ግርማዳዊት ሃይለስላሴ
ዳይሬክተር፡ ፓትሮ ታደሰ

🔗youtube.com/watch?v=Oxg1nJMQZnU

Dawit Araya Ambes
30/01/2026

Dawit Araya Ambes

 ኣርሴማ ካሕሱ ትብሃል ትወላዲት ከተማ መኾኒ እንትኮን ናይ ለምለም ባሮ 7ይ ክፊሊ ትምሃሪት እያ እና ምስ ሓዋ ኣቤል ካሕሱ(መንታኣ) ብሓደ እዮም ልምሃሩ ትማሊይ ዕለት 5 /5/2018 ናይ ...
23/01/2026



ኣርሴማ ካሕሱ ትብሃል ትወላዲት ከተማ መኾኒ እንትኮን ናይ ለምለም ባሮ 7ይ ክፊሊ ትምሃሪት እያ እና ምስ ሓዋ ኣቤል ካሕሱ(መንታኣ) ብሓደ እዮም ልምሃሩ ትማሊይ ዕለት 5 /5/2018 ናይ ድሕሪይ ስዓት ትምህርትይ ስለ ልነበሮም ብሓደ ከይዶም ኣርሴማ ካሕሱ ንሓዋ እብ ትምህርቲይ ቤት ምስ በፅሑ እስካ እቲካ ፂናሕ ኣነ ደፈተር ረሲዐ ካሞፅእ ኪከድ ገዛ ምስ በለቶ ናብ ገዛ ኣለ ኣይትመለሰትን ናብ ትምርቲይ ቤት እውን ኣይትመለሰትን

🙏🙏🙏🙏🙏
+251991260413
+251707562613
fans

 #የቐንየና 🥰🙏ብልሓለፈ ቅድሚ 3+ መዓልቲ ጓልና ሜላት ታደለ ኣብርሃ ካብ ገዛ ጠፊኣ ኢልና ኣታኣልሹና ኢልና ኔርና እሞ ሎምዓንቲ ተገንያ እኒሃ ብስልኪ ፖስት ሼር ብምግባር ብኹሉ ልተሓባበር...
19/01/2026

#የቐንየና 🥰🙏

ብልሓለፈ ቅድሚ 3+ መዓልቲ ጓልና ሜላት ታደለ ኣብርሃ ካብ ገዛ ጠፊኣ ኢልና ኣታኣልሹና ኢልና ኔርና እሞ ሎምዓንቲ ተገንያ እኒሃ ብስልኪ ፖስት ሼር ብምግባር ብኹሉ ልተሓባበርኹምና ምስጋናና ወሰን የብሉይ ኽብረት ይሃበልና ።
©️Bereket Abraha👈☝️

 #መቐለ ዓዲ ሓ IDP 2 ቤተሰብ_ሂወት_ሓሊፉ።ኣብ መቐለ ዓዲ ሓ 2ይ ብርኪ መዕቆቢ ተመዛበልቲ  ስኣን ዝተማለአ ቀረብ ማይ ዘይምህላው ትማሊ 09/05/2018  ናይ ክልተ ቤተሰብ ሂወት ሓሊ...
18/01/2026

#መቐለ
ዓዲ ሓ IDP 2 ቤተሰብ_ሂወት_ሓሊፉ።

ኣብ መቐለ ዓዲ ሓ 2ይ ብርኪ መዕቆቢ ተመዛበልቲ ስኣን ዝተማለአ ቀረብ ማይ ዘይምህላው ትማሊ 09/05/2018 ናይ ክልተ ቤተሰብ ሂወት ሓሊፉ። እዞም ክልተ ቤተሰብ ብሰንኪ ወረርቲ ሓይልታት ካብ ትርካንን ባዕኸርን ተፈናቒሎም ኣብቲ መዕቆቢ ንልዕሊ 5 ዓመት ዝነበሩን እዮም። እቶም ማይ ካብ ዒላ(ሓፊር) ንክቀድሑ ሂወቶም ዝሓለፉ ወገናት እቲ ሓደ ሽሙ ያሬድ መሓሪ ወዲ 5 ዓመት ኮይኑ ኣብኡ ድማ ኣብ ኣርሚ 70 ኣባል ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ኮይኑ ምእንተ ሃለዋትን ድሕንነትን ትግራይ ግብኡ እናተዋፀአ ይርከብ።

እታ ሓንቲ ድማ ሰላም ኣሸብር ካብ ሑመራ ጓል 12 ዓመት ዝተፈናቐለት ሐዚ ጓል 17 ዓመት ኮይና ንያሬድ ንምውፃእ ኣትያ ብዘሕዝን ኩነታት ሂወታ ሓሊፋ እዩ።

ስኣን እኩል ፅሩይ ዝስተ ማይ ምቕራብ ብኮንቱ ሂወት ዕሸል ህፃውንቲ ወገናትና ሓሊፉ።
ንመላእ ቤተረብን ፈተውትን ፅንዓት ይሃብኩም !!

 ?ኣብ ከተማ መቐለ፡ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ዝነብረላ ከተማ፡ ሓደ መንእሰይ ን155 መዓልታት ደሃዩ ክጠፍእ ኣይግባእን። ፊልሞን ካብ 04 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣበይ ከምዘሎ ኣይ...
18/01/2026

?

ኣብ ከተማ መቐለ፡ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ዝነብረላ ከተማ፡ ሓደ መንእሰይ ን155 መዓልታት ደሃዩ ክጠፍእ ኣይግባእን። ፊልሞን ካብ 04 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣበይ ከምዘሎ ኣይፍለጥን። ስድርኡን ደቁን ኣብ ጸልማት ይነብሩ ኣለዉ።

"ሰብ ድዩ ጨው?" ከመይ ኢሉ ደሃዩ ይስኣን? ፖሊስ ከተማ መቐለን ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይን Tigray Police Commission ስቕታኹም እንታይ ክንርድኦ? ሓላፍነትኩም ዜጋታትኩም ምሕላው ደይኮነን?

ዝተሰምዓና ሻቕሎት ክንገልጽ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ መንግስቲ መልሲ ክሳብ ዝህበና ድምፅና ከነቃልሕ ይግባእ። ንፊልሞን ፍትሒ ይኹን!
Bereket Abraha

16/01/2026
ሰላም ሰላም ኣሕዋት እምበኣር ከስ ንስድራ ፊላሪ እቶት መተኣካከቢ ዝመፅእ ዘሎ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ናይ ዘመን_ኣለምሰገድ   tiktok ገዛ ሰዓት 3:00 ብናይ ግእዝ ኣቆፃፅራ ኣብ ደገ ት...
27/11/2025

ሰላም ሰላም ኣሕዋት እምበኣር ከስ ንስድራ ፊላሪ እቶት መተኣካከቢ ዝመፅእ ዘሎ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ናይ ዘመን_ኣለምሰገድ tiktok ገዛ ሰዓት 3:00 ብናይ ግእዝ ኣቆፃፅራ ኣብ ደገ ትነብሩ ድማ ቀዳም 29 /November ሰዓት 18:00 PM ን30/ November ሰዓት 18 pm ን ኣቲና ምስዞም ኣብዚ ታሕቲ ዘለው ከየንትና እናተዘናጋዕና ኣብ ጎኒ ስድራ ፊላሪ ደው ንበል የቀንየለና 🙏

ኩሉኩም ተዓዲምኩም ኣለኩም ሼር ሼር🙏
John BayruGenet Ezra Yorki

Adresse

München

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Dawit Araya erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Service Kontaktieren

Nachricht an Dawit Araya senden:

Teilen