VEGAN

VEGAN I need to learn the people don’t kill animals and why are they eating meat. I need to say vegan is life vegan means love animals. Thank you for coming me,:

08/05/2023

እዚኦም ሲ ይብልዑ’ዶ ይኮኑ ህዝበይ ስጋ አይትብላዕ ኢለ ደኪመ እየ ሕጂ ግን በጃኩም ካብ ኩሉ ደቅኩም ሕለይሎም ።

18/01/2023

ስምዕዎ ንዓወት ስጋ ኣይትብልዑ! ስጋ ንዕኡ ውን ኣይጠቐሞን ! ኣሕምልቲ ምስበለዐ ታይ ጸርዩ ኣይትርእይዎን ክክክክ

18/01/2023
ሬሳ'ስ ንመዳበርያ ----------------ሰብ'ዶ ሬሳ ይበልዕ ሬሳ'ዶ አብ ከብዲ ሰብ ይቅበር መኒኦም'ዩ ዕድለኛ ካብቲ ሬሳን ሰብን እቲ ሬሳ 'ባ ምበልኩ ካብ ብለቅሶ ብዓለባ ዝፋንዋ ንዓለ...
22/11/2022

ሬሳ'ስ ንመዳበርያ
----------------

ሰብ'ዶ ሬሳ ይበልዕ
ሬሳ'ዶ አብ ከብዲ ሰብ ይቅበር
መኒኦም'ዩ ዕድለኛ ካብቲ ሬሳን ሰብን
እቲ ሬሳ 'ባ ምበልኩ ካብ ብለቅሶ
ብዓለባ ዝፋንዋ ንዓለም ከይመነዋ
ይሕሾ እምበር ብጸብሒ ደሚዑ
ሃገግ እንዳበለ ክግነዝ ብንጀራ
ክቅበር ብአፍ ሻሕለለ ክወርድ
ናብ ከብዲ ገነት
ከምቲ ከማን ሰብ ዘለዎ ምርጫ
ብዝሰርሖ ቅድሚ ሞቱ ዝፍረድ ንሕልፈት
ዝተበልዐ ሬሳ ውን አብ ነብሲ ዝተርፋ ተሪፉ
ዳግማይ አብ ምድሪ ንክዝራእ ብመዓኮር ይሕራእ

ሬሳ'ኮ ጥቅሚ ለዎ ንዝከናከኖ
ሰብ ግን ነዚ ዘንጊዕዎ
ቀቢሩ ይገድፎ ግዲ ጸኒሕዎ
ንመዳበርያ ከም ዝከውን ምስ ትነግሮ
ይብለካ ሬሳ'ሲ ንመዳበርያ ?

23/10/2022
18/09/2022

Sport ist gesund ንጥዕናና ባዕልና

14/09/2022

Fitness sport

11/02/2022

ንአፍና ዝጥዕሞ ዘይኮናስ ንከብድና ዝጥዕሞ ኢና ክንበልዕ ዘለና : እቲ ንአፍና ዝጥዕማ ንከብድና ሃሳይ እዩ : እቲ ንከብድና ዝጥዕሞ ከአ ንአፍና ይመጾ : ስለዚ ንከብድና ዝጥዕሞ ምስ ንምገብ ወይ ንሰቲ ዝያዳ ጥዕና ክህልወና ይገብር ::

Adresse

Stastionstrasse
Embrach
8424

Öffnungszeiten

Montag 09:00 - 17:00
Dienstag 09:00 - 17:00
Mittwoch 09:00 - 17:00
Donnerstag 09:00 - 17:00
Freitag 09:00 - 17:00
Samstag 09:00 - 17:00
Sonntag 09:00 - 17:00

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von VEGAN erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Teilen

Kategorie