Cinema Semere

Cinema Semere cinema semere ,With Various Artists, Please Visit our page/CHANNEL and enjoy.For more Music, Drama,sp
(1)

https://www.youtube.com/watch?v=Y7mdZZGZp5U
06/26/2026

https://www.youtube.com/watch?v=Y7mdZZGZp5U

ሻምፒዮን ኤርትራ ናይ ውልቂ ናይ ግዜ ውድድር ተኻይዱ ኣማኒኤል ገብረዝጋብሄር ሱፐር ሃትሪክ ሰሪሑ ኤማ፡ ም...

“ናይ ሞሮኮ ጸወታ ከቢድ እዩ” — ቨርጅል ቫን ዳይክ 🇳🇱⚔️🇲🇦ሃገራዊት ጋንታ ኔዘርላንድ (ሆላንድ) ኣብ ናይ ዋንጫ ዓለም 2026 ናይ "ኣውዲቕካ ምሕላፍ" (Knockout) ዙር ምስ ሃገራዊ...
06/26/2026

“ናይ ሞሮኮ ጸወታ ከቢድ እዩ” — ቨርጅል ቫን ዳይክ 🇳🇱⚔️🇲🇦

ሃገራዊት ጋንታ ኔዘርላንድ (ሆላንድ) ኣብ ናይ ዋንጫ ዓለም 2026 ናይ "ኣውዲቕካ ምሕላፍ" (Knockout) ዙር ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ ክትገጥም እያ።
እቲ ናይ "ኣውዲቕካ ምሕላፍ" ጸወታ ኣዝዩ ከቢድ ከም ዝኸውን ሓለቓ ሃገራዊት ጋንታ ኔዘርላንድ ቨርጅል ቫን ዳይክ ተዛሪቡ። ቫን ዳይክ ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ፡ “ሞሮኮ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ንዝገጠመአን ኩለን ጋንታታት ዓቢ ፈተና ኮይናተን እያ” ኢሉ። ወሲኹ ድማ፡ “ብናተይ እምነት ሞሮኮ ኣዝያ ሓያል ጋንታ እያ፤ እቲ ጸወታ ድማ ከቢድ ክኸውን እዩ” ክብል ገሊጹ።

ሕቶ ኣርሰናል ውዱቕ ኮይኑ፡ ሃ/ጋንታ ጀርመን ኣይተሰማምዑን!!🚨 ውዑይ ዜና (BREAKING)፦ ኒውካስትል ንሕቶ ኣርሰናል "ኣይፋል" ኢላቶ! 🛑🔫ኣርሰናል (Arsenal) ንብራዚላዊ ተጻዋታይ ...
06/26/2026

ሕቶ ኣርሰናል ውዱቕ ኮይኑ፡ ሃ/ጋንታ ጀርመን ኣይተሰማምዑን!!

🚨 ውዑይ ዜና (BREAKING)፦ ኒውካስትል ንሕቶ ኣርሰናል "ኣይፋል" ኢላቶ! 🛑🔫

ኣርሰናል (Arsenal) ንብራዚላዊ ተጻዋታይ መስመር ብሩኖ ጊማሬሽ (Bruno Guimaraes) ንምስፋር ዘቕረበቶ ናይ ቃል
ሕቶ ብጋንታ ኒውካስትል ውዱቅ ኮይኑ ኣሎ። ✍️📉

ኣርሰናል ዘቕረበቶ ዋጋ ካብ 60 ሚልዮን ፓውንድ ንታሕቲ ብምዃኑ፡ ኒውካስትል "እቲ ገንዘብ እኹል ኣይኮነን" ብምባል ነቲ ሕቶ ነጺጋቶ ኣላ። ብሩኖ ጊማሬሽ (28 ዓመት) ኣብዚ ሕጂ እዋን ምስ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኣብ ዋንጫ ዓለም ይርከብ። (ምንጪ፦ The Athletic)

🚨 ቅልውላው ኣብ ጋንታ ጀርመን፦ ኣሰልጠንትን ተጻወትን ኣይተሰማምዑን! 🇩🇪💥🇪🇨

ጀርመን ብኢኳዶር ድሕሪ ምስዓራ፡ ኣብ ውሽጢ እታ ጋንታ ዘይምርዳእ ተፈጢሩ ኣሎ። እቲ ዝተዋህበ ርኢቶታት ከምዚ ዝስዕብ እዩ፦

- ኣሰልጣኒ ጁሊያን ኔግልስማን፦ "ኢኳዶር ካብ ጀርመን ንላዕሊ ዓወት ደልያ ነይራ ምባል ሓሶት እዩ" ብምባል ንተጻወትቱ
ተጣቢቑ። ✍️🛡️
- ዴኒዝ ኡንዳቭ (ኣጥቃዓይ)፦ "ተጻወትቲ ኢኳዶር ካብኣቶም ንላዕሊ ዓወት ከም ዝደለዩ ተሰሚዑኒ" ብምባል ንኣሰልጣኒ
ተቓሪኑ። 📉⚠️
- ጆሹዋ ኪሚች፦ "ሎሚ ፍልልይ ዝፈጠረ 'ድሌት' እዩ፤ ተጋጣሚ ካባና ንላዕሊ ናይ ምስዓር ድሌት ነይርዎም" ብምባል ንጋንታኡ
ወቒሱ።

ኣብ ጀርመን ዘሎ ናይ መንፈስ ቅልውላው ንመጻኢኣ ኣብዚ ዋንጫ ዓለም ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ይመስል! 🇩🇪😟

🚨 ዘገርም ዜና (SHOCKING)፦ ቀጠር ንደገፍቲ "ደሞዝ " ክትከፍል ተራእያ! 🇶🇦💸እዚ ጸብጻብ ጋዜጣ "ቴሌግራፍ" (Telegraph) ኣዝዩ ዘገርም እዩ። ቀጠር ኣብዚ ዋንጫ ዓለም ንሃገራዊ...
06/26/2026

🚨 ዘገርም ዜና (SHOCKING)፦ ቀጠር ንደገፍቲ "ደሞዝ " ክትከፍል ተራእያ! 🇶🇦💸

እዚ ጸብጻብ ጋዜጣ "ቴሌግራፍ" (Telegraph) ኣዝዩ ዘገርም እዩ። ቀጠር ኣብዚ ዋንጫ ዓለም ንሃገራዊት ጋንታኣ ንምድጋፍ ንልዕሊ 2,000 ደገፍቲ ምሉእ ወጻኢታቶም ከም ዝሸፈነት ተሓቢሩ ኣሎ። ✍️🧐

እቶም ደገፍቲ፡ ናይ ጒዕዞ፡ ሆቴልን ትኬትን ወጻኢታት ተኸፊሉሎም ጥራይ ዘይኮነስ፡ ቅድሚ ጸወታ ድማ ማልያ፡ ናይ ጸሓይ መነጽርን ካልእ ስንቅታትን ዘለዎ ቦርሳ ይውሃቦም ነይሩ። እቲ ዝገደደ ድማ፡ ገለ ካብዞም "ደገፍቲ" ቅድሚ ሕጂ ሓንቲ እኳ ናይ ኵዕሶ እግሪ ጸወታ ርእዮም ዘይፈልጡ ምዃኖም ተገሊጹ! 🙆‍♂️⚠️

🚨 ወግዓዊ (OFFICIAL)፦ ዋንጫ ዓለም 2026 ታሪኻዊ ክብረ-ወሰናት ይሰባብር ኣሎ! 🌍📊እዚ ናይ 2026 ዋንጫ ዓለም ካብ ሕጂ ታሪኻዊ ምዃኑዘመስክሩ ኣሃዛት ይወጹ ኣለዉ። ✨✍️  - ተዓ...
06/26/2026

🚨 ወግዓዊ (OFFICIAL)፦ ዋንጫ ዓለም 2026 ታሪኻዊ ክብረ-ወሰናት ይሰባብር ኣሎ! 🌍📊

እዚ ናይ 2026 ዋንጫ ዓለም ካብ ሕጂ ታሪኻዊ ምዃኑ
ዘመስክሩ ኣሃዛት ይወጹ ኣለዉ። ✨✍️

- ተዓዘብቲ፦ ክሳብ ሕጂ 3.6 ሚልዮን ተዓዘብቲ ኣብ ስታድዮም ተረኺቦም ጸወታታት ተዓዚቦም፤ እዚ ድማ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ
ዓለም እቲ ዝለዓለ ቁጽሪ እዩ። 🏟️🙌
- ሸቶታት፦ ክሳብ ሕጂ 173 ሸቶታት ተመዝጊቦም ኣለዉ፤ እዚ ውድድር እዚ ዝበዝሐ ሸቶታት ዝተቆጽሩሉ ብምዃን ሓድሽ
ክብረ-ወሰን ሰቢሩ ኣሎ። ⚽️💥
- ዕብለላ ሪያል ማድሪድ፦ ተጻወትቲ ሪያል ማድሪድ (Real Madrid) ብድምር 10 ሸቶታት ብምምዝጋብ፡ ኣብዚ ዋንጫ ዓለም
ዝበዝሐ ሸቶታት ዘመዝገቡ ተጻወትቲ ዘለዋ ክለብ ኮይና ኣላ። ⚪️👑
- ፍሉይ ነጥቢ፦ ክሳብ ሕጂ 60 ጸወታታት ጥራይ እዮም ተካይዶም። እቲ ናይ ቀደም 32 ሃገራት ዝሳተፋሉ ዝነበረ ዋንጫ ዓለም ብምሉኡ 64 ጸወታታት ጥራይ ከም ዝነበሮ ክንዝክር ከለና፡ እዚ ናይ 48 ሃገራት ሓድሽ ፎርማት ክሳብ ክንደይ ዓቢ ምዃኑ
የርእየና። 📈

🇪🇷 🚴‍♀️ ኣማኑኤል ገብረዝግኣብሄር ዝቐልጠፈ ተቐዳዳዳማይ ኤርትራ ኮይኑ 2026ኣባል ኣመሪካዊት ክለብ ሴጋፍሬዶ ርእሰ-ኮኾብ ተቐዳዳማይ ኣማኑኤል ገብረዝግኣቢሄር (ፓንታኒ) ሻምፕዮን ክሮኖሜ...
06/26/2026

🇪🇷 🚴‍♀️ ኣማኑኤል ገብረዝግኣብሄር ዝቐልጠፈ ተቐዳዳዳማይ ኤርትራ ኮይኑ 2026

ኣባል ኣመሪካዊት ክለብ ሴጋፍሬዶ ርእሰ-ኮኾብ ተቐዳዳማይ ኣማኑኤል ገብረዝግኣቢሄር (ፓንታኒ) ሻምፕዮን ክሮኖሜተር ኤርትራ 2026 ብምዃን ንመበይ 4ይ ግዜ ተዓዊቱ።

52 'ኢኳዶር 1 - 1 ጀርመን  ⚽ አንጉሉ               ⚽ ሳኔኩራሳኦ 0 - 1 አይቮሪኮስት                ⚽ ኒኮላስ ፔፔ
06/25/2026

52 '

ኢኳዶር 1 - 1 ጀርመን

⚽ አንጉሉ ⚽ ሳኔ

ኩራሳኦ 0 - 1 አይቮሪኮስት

⚽ ኒኮላስ ፔፔ

ዕረፍቲ ኢኳዶር 1 - 1 ጀርመን  ⚽ አንጉሉ               ⚽ ሳኔኩራሳኦ 0 - 1 አይቮሪኮስት                ⚽ ኒኮላስ ፔፔ
06/25/2026

ዕረፍቲ

ኢኳዶር 1 - 1 ጀርመን

⚽ አንጉሉ ⚽ ሳኔ

ኩራሳኦ 0 - 1 አይቮሪኮስት

⚽ ኒኮላስ ፔፔ

Address

Houston, TX

Opening Hours

Monday 11am - 11pm
Tuesday 11am - 11pm
Wednesday 11am - 11pm
Thursday 11am - 11pm
Friday 11am - 11pm
Saturday 11am - 11pm
Sunday 11am - 11pm

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Cinema Semere posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Establishment

Send a message to Cinema Semere:

Share