12/10/2026
ናይ ሰኑይ ውዳሴ ማርያም
ዘሎን ዝነብርን ዝመጽእን ካልኣይ ጊዜእውን ዝመጽእ ። ካባኺ ሰብ ዝኾነ ቃል ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘይ ምልዋጥ ፍጹም ሰብ ኮነ ። ሓደ ወልድ ብኹል ግብሩ ፈጺሙ ኣይተፈልየን ናይ እግዚእብሔር ቃል ሓደ ራእይ ሓደ ህላዌ ሓደ መለኮት እዩ እም ኦ ቅድስት ለምንልና።
Digital kreatör
ኣብ ክንዲ እቲ ሰናይ ዝገበረለይ ኩሉስ :ንእግዚኣብሔር እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ ።
መዝሙር ዳዊት 116፥12
Mjölvägen 70
Dalby
24755
Bli först med att veta: vi skickar ett mejl när Okbay publicerar nyheter och kampanjer. Din e-postadress används inte till något annat, och du kan avsluta prenumerationen när som helst.