M Xedo

M Xedo M xedo

31/07/2026

ወገን ህዝቢ ትግራይ
መስዋእቲ ከፊሉ ሓሊፉስ
ወገን ጉጅለ ጥፍኣት ህዝቢ ትግራይ ተማሪኹ ተሪፉስ። ንምዝራቡካ መሕፈሪ ኮይኑና።
ካብ ስሕተት ዘይማሀር ዓሌት ቀፃሊ ጨኪንና ኣብ
ልዕሊኣ እዚ ዞባ ጎስጋስ ክንጅምር ኢና።
ኣብ ታሪኻ ህዝቢ ትግራይ ክስነድ እዩ።

30/07/2026

ሰበር
ኣዋጅ ኩናት ተጀሚሩ ኣሎ። 🤔🫣

29/07/2026

ንምንታይ ዲካ ድንኩል ተባሂልካ?
ብዝኾነ ዘወዳእኻዮም ቆልዑ ትግራይ ኣይንርስዖን!

24/07/2026

ህፁፅ ሰበር እምቢ

22/07/2026

ተቀበል 👇
መሬትን ሕድርን ህዝቢ ትግራይ ብጉጅለ ዓሌት ሪኢናያ ዓድዋ ጥራሕ እያ።
ኣብ ዘመነ ኸብዳም ዓሌት ኢና ዘለና

21/07/2026

ቴክኖሎጂያ ጉጅለ በሀማት ዝወርዎ ወርቅን ሀብትን ትግራዋይ ድሮንን ፀረ ድሮን ካብ ምዉናን ተጋሩ ንግፋ ጥምየት ዉርዴትን ሞትን ሀብቱ ንውልቀ ረብሓ ሓደ ዓሌት
#ዋሕስ ሪልስቴት #ሶሎዳ ባስ #ቶጎጋ መሰቦ #ትእምት

11/07/2026

ሰበር እምቢ ንግፋ እምቢ
ኣብ ዓድግራት ተደጊሙ።

10/07/2026

ሰበር
ህዝቢ ሀገረሰላም ትማሊ ብጉጅለ ዞባ ዓሌት ክግፈፉ ዝሓደሩ ደቁ ብቅልፅሙ ኣፍቲሑ ነናብ ቤተሰቦም ክፅምበሩ ገይሩ ኣሎ።🔏

09/07/2026

ኩምሪክ M Xedo

09/07/2026

ሰበር

Address

Kilburn
Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when M Xedo posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share