Aser Robi

Aser Robi ሰላም ጥዕና ይሃበለይ! ኣሰር ሮቢ (Aser Robi) እየ። ናይ መገሻታት፡ ታሪኻዊ ቦታታትን ጽባቐ ተፈጥሮን ዘርእዩ ቭሎግስ (Vlogs) የዳልወልኩም። ሓደስቲ ተመክሮታት ክትካፈሉ ኣብዚ ፔጅ ፈለው follow ግበሩ።

09/08/2026

ሕሰም ህዝቢ ኣብ ሓንቲ ባኒ ባ ግዝኣለይ በጺሑ ግደፉ እዚ ህዝቢ ከይትወደአ ነርክበሉ!

03/08/2026

ናብዛ ዝብልዋ ዘለዎ ኤረትራ ክግዕዝ ደልየ ባ ኣበየናይ ክፍሊ ዓለም ትርከብ ሓቡሩኒ?

02/08/2026

ኣቱም ህዝቢ ጎስጋስ ኩናት ደው ኣብሉ። ብፍላይ መንእሰያት ፥ካብ ኩናት እንትርፊ ዝኽትምናን ድኽነትን። ዝርከብ ትርፊ የለን ።ብዘይካ ንመራሕቱ ንታራ ህዝቢ ድማ ቕንጣብ ጥቕሚ የብሉን!

28/07/2026

እንታይ ይስመዐኩ ?

26/07/2026

ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም ሳመርን በረኻን መኻይዲ እዮም እሞ ተጋበዙ ጻሓይ ከይወደአት ድማ ኢንጆይ ግበርዋ ኣብትርከቦ ።

23/07/2026

ግድን ኣይኮንክሙን ክትሕስዉ ዘለኩም!

15/07/2026

?

18/05/2026

ሽሙ ሽዋ ሃገሩ ኤረትራ ወዲ ሽዋ😁

12/05/2026

ክትዛረቦ ዝሓሰብካ ምእካብ ምስዝኣብየካ ድምጺ ወዲ ሓንቢር ገይርካ ኢኻ ትዓጽዎ! 😁

Address

Edinburgh
EH42PR

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Aser Robi posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category