Snit General Printing and Promotion PLC

Snit General Printing and Promotion PLC Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Snit General Printing and Promotion PLC, Arts and entertainment, 0994406600, Mekelle.

🎈 ኩሉ ዓይነት ሕትመት ንሰርሕ!

‎🏪ኣድራሻ፡- መቐለ - ትሕቲ ደብረ ዳሞ ኣብ ዘላ ድልድል፥ ፊት ንፊት ባንኪ ኣንበሳ
‎
‎🏪ንዝበለፀ ሓበሬታ
📞 0994406600/0962584428/0914407286
E-mail - [email protected]
WhatsApp:
https://chat.whatsapp.com/DZwdvJ7JzB02iBAmdSNNCe
Telegram:
https://t.me/snit20254

ሰናይ ቅነ ስራሕኩለመዳይ ሕትመትን ምልላይ ስኒት ኣድራሻ ክ/ከ ቀዳማይ ወያነ ፣ ከባቢ ቀይሕ መስቀል ፊት ንፊት ባንኪ ኣንበሳ።እንሰርሖም ስራሕቲ ፕሪንት፣ ኮፒ፣ስካንብ ፣ ባይንድ፣ ስካን፣ ባ...
15/06/2026

ሰናይ ቅነ ስራሕ

ኩለመዳይ ሕትመትን ምልላይ ስኒት

ኣድራሻ ክ/ከ ቀዳማይ ወያነ ፣ ከባቢ ቀይሕ መስቀል ፊት ንፊት ባንኪ ኣንበሳ።

እንሰርሖም ስራሕቲ
ፕሪንት፣ ኮፒ፣ስካንብ ፣ ባይንድ፣ ስካን፣ ባነር፣ ስቲከር፣ ሕትመት ትሽርትን ኩባያታትን፣ ፖስተራትን ካልኦት ስራሕቲ ሕትመታትን።

ምፅኡ ብፀረት ስራሕናን ቅልጡፍ ግልጋሎትን ክትዓግቡ ኢኹም።

ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምናዒድ ኣልኣድሓኩለመዳይ ሕትመትን ምልላይን  #ሲኒት
26/05/2026

ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና
ዒድ ኣልኣድሓ
ኩለመዳይ ሕትመትን ምልላይን #ሲኒት

ሰናይ ሰሙነ ስራሕ ይኹነልናኩለመዳይ ሕትመትን ምልላይን  #ስኒትኣድራሻ ብመስመር ዓብዪ ንግዲ ባንኪ ቅድሚ ቀይሕ መስቅል ኣብ መስመር ንርከብ ምፁ ዝኣዘዝኩምና ክነተግብር ኢና።
25/05/2026

ሰናይ ሰሙነ ስራሕ ይኹነልና
ኩለመዳይ ሕትመትን ምልላይን #ስኒት

ኣድራሻ ብመስመር ዓብዪ ንግዲ ባንኪ ቅድሚ ቀይሕ መስቅል ኣብ መስመር ንርከብ

ምፁ ዝኣዘዝኩምና ክነተግብር ኢና።

ሰላማት ቤተሰብ ኩለመዳይ ሕትመትን ምልላይን ስኒትቤት ሕትመት ሰኒት ካብ ዝነበሮ ከባቢ ድልድል ደብረ ዳሞ ናብ ከባቢ ቀይሕ መስቀል ቀይሩ ኣብ ስራሕ ከም ዘሎ ክንገልጽ ንፈቱ።ምጹታ ብጽፈትን ...
21/05/2026

ሰላማት ቤተሰብ ኩለመዳይ ሕትመትን ምልላይን ስኒት
ቤት ሕትመት ሰኒት ካብ ዝነበሮ ከባቢ ድልድል ደብረ ዳሞ ናብ ከባቢ ቀይሕ መስቀል ቀይሩ ኣብ ስራሕ ከም ዘሎ ክንገልጽ ንፈቱ።
ምጹታ ብጽፈትን ቅልጣፈን ክነገልግለኩም ኢና።

☪️ ‎ዒድ ሙባረክንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንበዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብጽሐኩም! ‎በዓል ፍቕሪ፡ በዓል ሰላምን ሓጎስን ክዀነልኩም ተመኒና🙏 ‎‎          ዒድ-ሙባረክ! ኩለ...
19/03/2026

☪️ ‎ዒድ ሙባረክ

ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንበዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብጽሐኩም!
‎
በዓል ፍቕሪ፡ በዓል ሰላምን ሓጎስን ክዀነልኩም ተመኒና🙏


‎
‎ ዒድ-ሙባረክ!

ኩለ-መዳይ ስራሕቲ ሕትመትን ምልላይን ስኒት
‎

ሓሳብ ትካልኩም ዝረቐቐ ጥበብ ብዝተሰከመ ግሩም ንድፊ ዝተሓጠቡ በረርቲ ጽሑፋት ክተስርሑ እንትትደልዩ ቤት ሕትመት ስኒት ፈላማይ ሕርያ ምግባርኩም - ተዓዊትኩም።📞  0994406600      ...
06/02/2026

ሓሳብ ትካልኩም ዝረቐቐ ጥበብ ብዝተሰከመ ግሩም ንድፊ ዝተሓጠቡ በረርቲ ጽሑፋት ክተስርሑ እንትትደልዩ ቤት ሕትመት ስኒት ፈላማይ ሕርያ ምግባርኩም - ተዓዊትኩም።

📞 0994406600
0962584428
0914407286

✉️ - [email protected]

WhatsApp:
https://chat.whatsapp.com/DZwdvJ7JzB02iBAmdSNNCe

Facebook:
https://www.facebook.com/profile.php?id=6158383384674

Telegram:
https://t.me/snit20254

ሕርያኹም ቤት ሕትመት ስኒት እንትትገብሩ፡🔸ምስሊ ትካልኩም ዘጉልሁ ብሮሸራት🔸 ሓሳብኩም ብዲዛይንን ሓጺር ጽሑፍን ዘብርሁ ፍላየራት🔸 ሰርቲፊኬታት🔸 ማሕተም🔸 ቲሸርትትኸስቡ።መጺእኹም፡ ብሕርያኹም...
23/01/2026

ሕርያኹም ቤት ሕትመት ስኒት እንትትገብሩ፡

🔸ምስሊ ትካልኩም ዘጉልሁ ብሮሸራት

🔸 ሓሳብኩም ብዲዛይንን ሓጺር ጽሑፍን ዘብርሁ ፍላየራት

🔸 ሰርቲፊኬታት

🔸 ማሕተም

🔸 ቲሸርት
ትኸስቡ።

መጺእኹም፡ ብሕርያኹም ኩርዑ!

📞 0994406600
0962584428
0914407286

✉️ - [email protected]

WhatsApp:
https://chat.whatsapp.com/DZwdvJ7JzB02iBAmdSNNCe

Facebook:
https://www.facebook.com/profile.php?id=6158383384674

Telegram:
https://t.me/snit20254

ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና፡ እንኳዕ ንበዓለ-ጥምቀት ብሰላም ኣብጽሐኩም!ሠናይ በዓል ክኾነልኩም ንምነ🙏📞  0994406600        0962584428       0914407286✉️ -...
19/01/2026

ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና፡ እንኳዕ ንበዓለ-ጥምቀት ብሰላም ኣብጽሐኩም!

ሠናይ በዓል ክኾነልኩም ንምነ🙏

📞 0994406600
0962584428
0914407286

✉️ - [email protected]

WhatsApp:
https://chat.whatsapp.com/DZwdvJ7JzB02iBAmdSNNCe

Facebook:
https://www.facebook.com/profile.php?id=6158383384674

Telegram:
https://t.me/snit20254

ትካልኩም ጽሬት ዘለዎም ብሮሸራት ከስርሕ ሓሲቡ እሞ ድማ ቤት ሕትመት ስኒት ፈላማይ ሕርይኡ እንትገብር ዝገርም ውሳነ!ደሓን ዶ ሓዲርኩም፧🙏📞  0994406600        0962584428  ...
16/01/2026

ትካልኩም ጽሬት ዘለዎም ብሮሸራት ከስርሕ ሓሲቡ እሞ ድማ ቤት ሕትመት ስኒት ፈላማይ ሕርይኡ እንትገብር ዝገርም ውሳነ!

ደሓን ዶ ሓዲርኩም፧🙏

📞 0994406600
0962584428
0914407286

✉️ - [email protected]

WhatsApp:
https://chat.whatsapp.com/DZwdvJ7JzB02iBAmdSNNCe

Facebook:
https://www.facebook.com/profile.php?id=6158383384674

Telegram:
https://t.me/snit20254

Address

0994406600
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Snit General Printing and Promotion PLC posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share