Alora - ኣሎራ Media

Alora - ኣሎራ Media ሰባት ብፀገኦም ልክዕ ንክነብሩ ኣብ ሓቃዊ ዓርስ ኽውንነትን ምልኣተ ምንባርን ትኹረት ዝገበሩ ጥበባትን ልምድታትን ዝካፈለሉ።

🚀 Tonight on Alora Media! https://youtube.com/ኣሎራ ፖድካስት - Alora Podcast                  ⚡️ውሽጣዊ ብርሃን ኣድማሳዊ ድምቐት!⚡️
16/08/2025

🚀 Tonight on Alora Media!

https://youtube.com/

ኣሎራ ፖድካስት - Alora Podcast


⚡️ውሽጣዊ ብርሃን ኣድማሳዊ ድምቐት!⚡️

🚀 ኣሎራ ፖድካስት - Alora Podcast 📌ኣብ ነፍሲ ወከፍ ትርጉም ህይወት ምስ ህላውነት ኣንፈት ቐፃሊ ምስልታት ተላዚቦም ኣብ ልዕሊ ዓለም ዓለማዊ ዓመፅ ንምክያድ ዝሓስቡን ዝህንጠውን ሰ...
12/08/2025

🚀 ኣሎራ ፖድካስት - Alora Podcast

📌ኣብ ነፍሲ ወከፍ ትርጉም ህይወት ምስ ህላውነት ኣንፈት ቐፃሊ ምስልታት ተላዚቦም ኣብ ልዕሊ ዓለም ዓለማዊ ዓመፅ ንምክያድ ዝሓስቡን ዝህንጠውን ሰብ ነፍሲ ወከፍ ርሱን መንፈስ ዝኾኑ ሰብነታት ኣብ ምቹውን ፀዋርን መሬት ልቦና እንከይተመላለሱ እዮም ዝነብሩ።

📌ኣሎራ ሚድያ ኣብዚ ሕልማውያን ኣግዚፉ ዘርኢ ዓለም ውሽጢ ሕልማዊ ሚድያ ኾይኑ ተበጊሱ ኣብ ህፋፎት ሓሳባት ተረፂፁ ፤ ኣንፈት መፃኢ ማሕበረሰብ ቅድውን ሙዑሩይን ንምግባር ዝሰርሕ ዘሎ ፤ ብዝበለፀ ድማ ኩሎም ዓቅምታቱ ኣዋዲዱ ንቐፃሊ ሩኡይ ለውጢ ንምምፃእ እናሰረሐ ይርከብ።

♦️ ናይዚ ሓደ ኣካል ድማ ኣሎራ ፖድካስት እዩ። ኣሎራ ፖድካስት ዝተፋላለዩ ኣጋይሽ ብምዕዳም ሓሳቦም ፤ ሞዮኦም ፤ ፍልጠቶም ፤ ክእለቶም ፤ ልምዲ ህይዎቶም ዘካፍልሉ ፖድካስትእንትኾን ፤ ድሕሪ ዝተወስነ መዓልታት ድማ ክጅምር እዩ።

♦️ኣሎራ ፖድካስት ሕብራ ሕብሪ ፅባቐ ተፎጥሮ ተረዲኦም ተፎጥሮኣዊ ዓቅሞም ንምክፋል ዝዓለሙ ስብ ርሱን መንፈስን ስብ ሰፊሕ ልቦናን መንኣሰይ ዝተጀመረ እዩ።

ኣካል ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ካብ ዝግበሩ ማሕበራዊ ምንቅስቓሳት ብምዃን ኣብ ማሕበራዊ ንቅሓት ናይ ዓርስና ፀፀር ንምሽንዳይ ፤ ትውልዲ ምስ ሓሳብ ንምንኽኻእ ተዘይኾነ'ውን ንምቅርራብ ዝግበር ፤ ብዕድመ ንኡሳት ግን ድማ ሰፍሕ ልቦና ዝሓዙ ቅኑዕ ሓሳብ ዝለዎም ናይ መንኣሰይ ድሌት እዩ።

ኣሎራ ፖድካስት ኣብ ቐረባ ይፀበዩና።🙏

https://youtube.com/


⚡️ውሽጣዊ ብርሃን ኣድማሳዊ ድምቐት!⚡️

📌ዘመናውነት (Modernization)ዘመናውነት ማለት 'ቲ ግዘ ዝውንኖምን ዝምጥኑን ኩለመዳይ  ኣውነታዊ ነገራት ኣብነት ሳይነስ ፣ ቴክኖሎጂ ፣ ሓሳብ ብምውሳድ ንዓርስኻን ንፅባቐታትኻን ብዘጉ...
07/05/2025

📌ዘመናውነት (Modernization)

ዘመናውነት ማለት 'ቲ ግዘ ዝውንኖምን ዝምጥኑን ኩለመዳይ ኣውነታዊ ነገራት ኣብነት ሳይነስ ፣ ቴክኖሎጂ ፣ ሓሳብ ብምውሳድ ንዓርስኻን ንፅባቐታትኻን ብዘጉልህ መልክዑ ምጥቓም ማለት እዩ። ብፍላይ ኻዓ ኣብ ሓደ ማሕበረሰብ ማዕረ ኪደት ዓለም ንምጉዓዝ ዘመናውነት ብጣዕሚ ወሳኒ እዩ። ብኻልእ ገፅ'ውን ኣተኣታትዋን ኣጠቓቅማን እቲ ዘመናውነት እንተዘይፈሊጡ ንሓደ ማሕበረሰብ ፈተና እዩ።

ከም ትግራይ ማሕበረሰብ እንትንርኢ ዘመናውነት ብዝብል ካብ ዓርስናን ካብ ዓለምን ኣውፂእና እዩ። ናይ ዓርስና ድሙቓትን ሕልፊ ፅባቐ ዝወነኑን ባህሊ ፣ ታሪኽ ፣ ጥበባት ፣ ልምዲታት ረሲዕና ዘመናውነት ብዝብል ዝኸድናዮ መንገዲ ካብ ዓርስና ኣውፂእና ኣሎ። ወይ ዓርስና ኣይኾና ወይ ኻዓ ጠቅሊልና ምዕራባውያን ኣይመሰልና ኣብ ማእኸል ተሪፍና ኣለና።


⚡️ውሽጣዊ ብርሃን ኣድማሳዊ ድምቐት!⚡️

💥Subscribe Our Youtube Channel!http://www.youtube.com/⚡️ውሽጣዊ ብርሃን ኣድማሳዊ ድምቐት!⚡️ #ኣሎራሚድያ
05/05/2025

💥Subscribe Our Youtube Channel!

http://www.youtube.com/

⚡️ውሽጣዊ ብርሃን ኣድማሳዊ ድምቐት!⚡️

#ኣሎራሚድያ




Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Alora - ኣሎራ Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share