Fato Plus

Fato Plus Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Fato Plus, Show, Mekelle.

14/12/2025

ብዛዕባ ኣዶናይ ሓዱሽ ሓበሬታ!
ካብ ናይቲ ስርዓት ተኣመንቲ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተረኸበ ሓበሬታ ኣዶናይ ብሽም ኣባ ገዳ ዝተመረፁ ኣሸማጋልነት ክፍታሕ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ።

ይግበሮ! ዋንኡ ምፍትሑ እዩ። ብዋዛ ዝኣተው ንዓመታት ኣብ እስርቤት ሰጢሞም እዮም። ብሰላም ካብ ፀልማት የውፅእኻ!
Tueumay Mesele

20/04/2025

ንኹልኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንብዓል ፋሲካ ኣብፅሓኩም!
ጥፍእ ኢልና ድሕሪ ምፅናሕ ድማ ምስ ባሕረ ነጋሲ (ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት መምህር ነጋሲ ኻልኣዩ) ዝገበርናዮ ፃንሒት ሎምዓንቲ ናባኹም ክነብሎ ኢና።
ሰናይ ብዓል ፋሲካ!
https://user287334.psee.io/7fylxu

https://user287334.psee.ly/7g24pqምሉእ ትሕዝቶ ቃለመሕትት ነጋሲ ኻልኣዩ   ተለቒቑ ኣሎ።
20/04/2025

https://user287334.psee.ly/7g24pq

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለመሕትት ነጋሲ ኻልኣዩ ተለቒቑ ኣሎ።

#ኦርያ ሚድያ / Orya Media media #

29/03/2025

Fato plus

ብዙሓት ግዱሳት ወገናት ንተጋዳላይ ሰሎሞን ወልደሰንበት ክትሕግዙ ከም እትደልዩን ናብ ዝሕግዝ ሰብ ክተባፅሑን ስለዝተዓዘብና ኣድራሽኡ ክንፅሕፈልኹም ፎቲና ኣለና።CBE 1000658319888 P...
22/03/2025

ብዙሓት ግዱሳት ወገናት ንተጋዳላይ ሰሎሞን ወልደሰንበት ክትሕግዙ ከም እትደልዩን ናብ ዝሕግዝ ሰብ ክተባፅሑን ስለዝተዓዘብና ኣድራሽኡ ክንፅሕፈልኹም ፎቲና ኣለና።

CBE 1000658319888
Phone number 0996215658 or 0921698013

ንእትገብርዎ ሓገዝ ነመስግን!
https://youtu.be/jLjzC8YK5vA?si=wLen7GzcprD2dWsY

22/03/2025

https://user287334.psee.ly/7bltk9

እናለመነ ቤተሰቡ ዝዕንግል ተወላዲ ሲዳማ ተጋዳላይ!

ቕድም ክብል "ትግራዋይ ኾይነ ዘይገበርክዎ ካብ ሲዳማ መፂእኻ ታሪክ ሰሪሕኻ፣ ኾሪዕናልካ" ዝተብሃለ እዚ ተጋዳላይ ሐዚ ብቛንቛ ብዘይምርድድአይ ሰንኪ ሕክምና ኣይረኸብኩ ስድራይ ኣየድሐንኩ ይብሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ፋቶ ፕላስ ኣሎ!

15/03/2025

ስደት!

09/03/2025

ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝኣከብናዮም መስሐቒ ቪድዮታት ዝሃብናዮም ኣገረምቲ ሓሳባትን ዘግረሙናንCollection of hilarious reaction videos from various sources, accompanied by insightful ide

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Fato Plus posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category