Forto Show

Forto Show Digital content creator

13/10/2026

ከይዲ ህዝባዊ መረፃ ሰቪል ምምሕዳር ወረዳ እንዳ መኾኒ - ዞባ ደቡብ - ትግራይ

ከይዲ ህዝባዊ መረፃ ሲቪል ምምሕዳር ወረዳ እንዳመኾኒ ድሕሪ ውሱን ደቒቓታት ክካየድ እዩ። Forto Show ቀጥታ ፈነወ ብ   ን   ትከታተሉ ንዕድም🙏🙏🙏  fans
13/10/2026

ከይዲ ህዝባዊ መረፃ ሲቪል ምምሕዳር ወረዳ እንዳመኾኒ ድሕሪ ውሱን ደቒቓታት ክካየድ እዩ። Forto Show ቀጥታ ፈነወ ብ ን ትከታተሉ ንዕድም🙏🙏🙏
fans

ንኻልኣይ ግዜንነበርቲ ወረዳ እ/መኾንን ከተማ ማይጨውን - ብፍላይ ድማ መናእሰይ  ኣብ ቐፃሊ ሰሉስን ረቡዕን ክሳለጥ ትልሚ ተታሒዙሉ ዘሎ መረፃ ምጥያሽ ሲቪል ምምሕዳር ወረዳ እ/መኾንን ከተማ...
11/10/2026

ንኻልኣይ ግዜ
ንነበርቲ ወረዳ እ/መኾንን ከተማ ማይጨውን - ብፍላይ ድማ መናእሰይ
ኣብ ቐፃሊ ሰሉስን ረቡዕን ክሳለጥ ትልሚ ተታሒዙሉ ዘሎ መረፃ ምጥያሽ ሲቪል ምምሕዳር ወረዳ እ/መኾንን ከተማ ማይጨውን ብሱሩዕን ዘይስሩዕን ነበርቲ እቲ ከባቢ እናመኸሩን እናዘተዩን ኢሎም ውን ሓሳቦም ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ እናፀባረቑ እዩም።
ካኣጆራ ሚድያን ኮምኒኬሽንን - ፎርቶ ሾው ምስ ፎርቶ ዲያስፖራ ኔትወርክ ብምትሕብባር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ መረብ (whatsapp) ናይ ምኽክር መድረኽ ብምድላው ምስ ዝተወሰኑ ተወለድቲ ወ/እንዳሞኾንን ከተማ ማይጨውን ድሕሪ ምዝታይ ኩሉ ዝምልከቶ ኣካል ሕብረተሰብ በዚ ኣብ ታሕቲ ዝተቐመጠ መስፈንጠሪ (Link) ተጠቒሙ ካብ ሎሚ ንጉሆ (ሰምበት) ዕለት 01/02/2019 ዓ/ም ካብ ሰዓት 1:00 ጀሚሩ ኣብ ዝተገበረ ዘተ ሓሳብ ተለዋዊጡ እዩ። ናይዚ መቐፀልታ ሎሚ ምሸት (ሰምበት) ዕለት 01/02/2019 ዓ/ም ካብ ሰዓት 2:00 ጀሚሩ ክካየድ እዩ። ኩልኹም ዝምልከተኩም ድማ ክትሳተፉ ንፅውዕ🙏🙏🙏

Zoom is the leader in modern enterprise cloud communications.

ንነበርቲ ወረዳ እ/መኾንን ከተማ ማይጨውን - ብፍላይ ድማ መናእሰይ  ኣብ ቐፃሊ ሰሉስን ረቡዕን ክሳለጥ ትልሚ ተታሒዙሉ ዘሎ መረፃ ምጥያሽ ሲቪል ምምሕዳር ወረዳ እ/መኾንን ከተማ ማይጨውን ብ...
10/10/2026

ንነበርቲ ወረዳ እ/መኾንን ከተማ ማይጨውን - ብፍላይ ድማ መናእሰይ
ኣብ ቐፃሊ ሰሉስን ረቡዕን ክሳለጥ ትልሚ ተታሒዙሉ ዘሎ መረፃ ምጥያሽ ሲቪል ምምሕዳር ወረዳ እ/መኾንን ከተማ ማይጨውን ብሱሩዕን ዘይስሩዕን ነበርቲ እቲ ከባቢ እናመኸሩን እናዘተዩን ኢሎም ውን ሓሳቦም ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ እናፀባረቑ እዩም።
ካኣጆራ ሚድያን ኮምኒኬሽንን - ፎርቶ ሾው ምስ ፎርቶ ዲያስፖራ ኔትወርክ ብምትሕብባር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ መረብ (whatsapp) ናይ ምኽክር መድረኽ ብምድላው ምስ ዝተወሰኑ ተወለድቲ ወ/እንዳሞኾንን ከተማ ማይጨውን ድሕሪ ምዝታይ ኩሉ ዝምልከቶ ኣካል ሕብረተሰብ በዚ ኣብ ታሕቲ ዝተቐመጠ መስፈንጠሪ (Link) ተጠቒሙ ንፅባሕ (ሰምበት) ዕለት 01/02/2019 ዓ/ም ካብ ንጉሆ ሰዓት 1:00 ጀሚሩ ኣብ ዝግበር ዘተ ክሳተፍ ፃውዒት ነቕርብ።

Zoom is the leader in modern enterprise cloud communications.

10/10/2026

​ ...

ወረዳ እንዳሞኾኒ ሰሉስ ዕለት 3/ጥቅምቲ/2019 ዓ/ም  ከተማ ማይጨው ረቡዕ ዕለት 4/ጥቅምቲ/2019 ዓ/ም ሲቪላዊ ምሕደራ ንምምስራት ዘኽእለን መረፃ ከካይዳ እየን።ሎሚ፣ 29 መስከረም፣ ካ...
09/10/2026

ወረዳ እንዳሞኾኒ ሰሉስ ዕለት 3/ጥቅምቲ/2019 ዓ/ም
ከተማ ማይጨው ረቡዕ ዕለት 4/ጥቅምቲ/2019 ዓ/ም ሲቪላዊ ምሕደራ ንምምስራት ዘኽእለን መረፃ ከካይዳ እየን።
ሎሚ፣ 29 መስከረም፣ ካብ ፌደራል ብዝመፁ ወከልቲ ምስ ውሱናት መናእሰይን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ዙርያ መልክዕ መረፃ ሲቪላዊ ምሕደራ ወረዳን ከተማታትን ዝቐረበ ሰነድ ተመያይጡ።
ኣብቲ ዘተ እቲ ዝካየድ መረፃ ካብ ኔትወርክን ምጉጅጃልን ነፃ ዝኾነ፣ ኣብ ብቕዓትን ቅንዕናን ዝተመርኮሰ ክኸውን ከም ዝግባእ ተገሊፁ።
ለውጢ ካብ ቅኑዕ ምርጫ ይጅምር!
ናብ ኹሉ ክባፃሕ ሼር ግበርዎ

ብቕዓት፣ ቅንዕናን ሓላፍነትን ዘለዎ መሪሕነት ንምምራፅ ህዝቢ ይዳሎ!ሎሚ፣ 29 መስከረም፣ ካብ ፌደራል ብዝመፁ ወከልቲ ምስ ውሱናት መናእሰይን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ዙርያ መረፃ ምምሕዳር እታ ከ...
09/10/2026

ብቕዓት፣ ቅንዕናን ሓላፍነትን ዘለዎ መሪሕነት ንምምራፅ ህዝቢ ይዳሎ!
ሎሚ፣ 29 መስከረም፣ ካብ ፌደራል ብዝመፁ ወከልቲ ምስ ውሱናት መናእሰይን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ዙርያ መረፃ ምምሕዳር እታ ከተማ ዝቐረበ ሰነድ ተመያይጡ።
ኣብቲ ዘተ እቲ ዝካየድ መረፃ ካብ ኔትወርክን ምጉጅጃልን ነፃ ዝኾነ፣ ኣብ ብቕዓትን ቅንዕናን ዝተመርኮሰ ክኸውን ከም ዝግባእ ተገሊፁ።
ብፍላይ፡ ኣብ ሕሉፍ ኣከያይዳ ንከተማ ናብ ድሕሪት ዝጎተቱ ጉድለታት ንኸይድገሙ ብትምህርቲ ዝተዳለዉ፣ ፖለቲካዊ ኣፍልጦን ዓቕምን ዘለዎም፣ ካብ ስርቅን ብልሽውናን ርሒቖም ብዲስፕሊንን ተወፋይነትን ንህዝቦም ከገልግሉ ዝኽእሉ መራሕቲ ክምረፁ ከም ዘለዎም ሓሳብ ቀሪቡ።
ኣብ መወዳእታ ነቲ ዝሳለጥ መረፃ ምችው ባይታ ዘመቻችው ሸውዓተ ኣባላት ዝሓዘ ኮሚቴ ብምምራፅ እቲ ስሩዕ መረፃ ረቡዕ ዕለት 4 ጥቅምቲ ሰዓት 2፡00 ኣብ ህዝባዊ ኣዳራሽ ከተማ ማይጨው ንኽካየድ እቶም ኣባላት እዚ ኮሚቴ ናይ ምልዕዓል ስራሕቲ ንክሰርሑ ሓላፍነት ተዋሂብዎም ኣሎ።

ንኹሎም ነበርቲ ዓበይቲ ዓዲ፡ እቲ ዝወሃቦም ሓደራን ሓላፍነትን ብብቕዓት፣ ብቕንዕናን ብተወፋይነትን ክፍፅሙ ዝኽእሉ ሰባት ብናፅነት ንምምራፅ፡ ኣብቲ ዝተገለፀ ቦታ፣ ዕለትን ሰዓትን ተረኺብኩም ክትሳተፉ ፃውዒት ቐሪቡ እኒሆ።
እታ ከተማ ክትምዕብል እንተኾይና ብቕዓት ዘለዎ መሪሕነት ክንመርፅ ኣለና።
ለውጢ ካብ ቅኑዕ ምርጫ ይጅምር!
ናብ ኹሉ ክባፃሕ ሼር ግበርዎ
ኣስናቀ መሓመድ (Edited)

ኣብ ከተማ ማይጨው ንዝካየድ መረፃ ኣመራርሓ ግዝያዊ ምሕደራ ክሳለጥ ካብ እተሓሰበሉ ሰዓት ዘንጊዑ ክጅመር ኺኢሉ እዩ። እቲ መረፃ ዘካይዱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ብምዝንጋዖም ኣብ ኣዳራሽ ከተማ ማይ...
09/10/2026

ኣብ ከተማ ማይጨው ንዝካየድ መረፃ ኣመራርሓ ግዝያዊ ምሕደራ ክሳለጥ ካብ እተሓሰበሉ ሰዓት ዘንጊዑ ክጅመር ኺኢሉ እዩ። እቲ መረፃ ዘካይዱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ብምዝንጋዖም ኣብ ኣዳራሽ ከተማ ማይጨው ኮፍ ኢሉ ዝፅበ ዝነበረ ህዝቢ ዘቖጥዐ ኳ እንተነበረ እስካብ መወዳእታ ተፀብዩ ጉዳይ ከተማና ብውሱናት ሰባት ዝውሰን ዘይኮነስ ኩሉ ኣካል ማሕበረሰብ ብዝተሳተፈሉ ክኸውን ይግባእ ኣብ ዝብል ሓሳብ ስምምዕነት ተበፂሑ እቲ መዓልቲ መረፃ ንቐፃሊ ከምዝጋዋሕ (ዝእወጅ) ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ እዩ።

09/10/2026

​ ...

05/10/2026

Address

Maych'ew

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Forto Show posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category