07/08/2026
ሎሚ ዕለት 01/12/18 ዓ/ም ግልጋሎት ደም ባንኪ ዓድግራት ናይ 2018 በጀት ዓመት ዓመታዊ ገምጋም ኣካይዱ። ኣብቲ ገምጋም
1. ሕሉፍ ዓመት ስራሕቲ ቀሪቡ
2. ኣብቲ ዝነበሩ ስራሕቲ ጠንካራን ንቀፃሊ ክመሓየሹ ዝግበኦም ስታፍ ተኣማሚኑሉ
3. ኣብቶም ክመሓየሹ ዝግበኦም ዝፍፀምሉ ግዘ ሰሌዳ (action plan) ተቀሚጡሎም
4. ኣብ መወዳእታ ስራሕትና ከነሳልጥ ኣብ ጎንና ዘለው CRS፣ ADCS Mekele sub-branchን ካልኦትን ብምምስጋን ተዛዚሙ።