Hayelom mebrahtu

Hayelom mebrahtu ወያነ ትግራይ

07/10/2026

"ሰራዊት ኤርትራ ብዕለት 27 መስከረም 2019 ዓ.ም ኣርባዕተ ድሮናት ብልጽግና ከም ዘውደቀ ተለቪዥን ኣሰና ጸብጺቡ።"

ሓበሬታ ሕዚ!1,ፀላኢ ካብ ዓዲ ገብሩ ውፅእ ኢልካ ኣብ ማይ ሊሓም ዝበሃል ቦታ ዓሪዱ ኣሎ። ክሳብ ሕዚ ረዳት ብፀለምቲ ክመፅእ ኣይከኣለን ዘሎ። 2, ካብ  ዕለት 25/1/2019 ክሳብ ሎሚ ዕ...
07/10/2026

ሓበሬታ ሕዚ!
1,ፀላኢ ካብ ዓዲ ገብሩ ውፅእ ኢልካ ኣብ ማይ ሊሓም ዝበሃል ቦታ ዓሪዱ ኣሎ። ክሳብ ሕዚ ረዳት ብፀለምቲ ክመፅእ ኣይከኣለን ዘሎ።

2, ካብ ዕለት 25/1/2019 ክሳብ ሎሚ ዕለት 27/1/2019 ዓ,ም ዝተኻየደ ህልክካ ዘወድእ ኩናት ሰራዊት ብልፅግና ኣብ ማይፀብሪ ብውቅዓት ዕሊቅሊቁ ኣሎ። በዚ መሰረት ናብ ጎንደር ውቅዓቱ ከውፅእ ኣይከኣለን፤ ምኽንያቱ መስመር ደባት ብፋኖ ተቆሪፁ ስለ ዘሎ፣

3, ብኣንፈት ፀሊሞይ ዝወዓለ ውግእ እቲ 62ኛ ክ/ጦር ካብቲ ነባር ድፋዕ ተደፊኡ ንድሕሪት ኣንሰሒቡ ኣሎ።

4, ካሊእ ብኣንፈት ፍየል ውሃ ናብ #ነዊ ዝበሃል ቦታ እቶም ዕሱባት ክቆርፁ ምንቅስቃስ ከምዘሎ ፍልፍላትና ይሕብሩ።
በቲ በለ በቲ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ፀላኢ ኣበይ ቦታ መዓዝ ሰዓት ከምዝድምሰስ ተወዲኡ ኣሎ።
ሰዓራይ ኩሩዕ እየ በኣኻ💪

ዓወትና ኣብ ቀረባ እዩ።
06/10/2026

ዓወትና ኣብ ቀረባ እዩ።

06/10/2026

ህድማ ባንዳታት

05/10/2026

ሰበር ዜና!
በደብረዘይት የሚገኘው የፋሺስቱ አገዛዝ አየር ኃይል ዋና መመሪያ ዛሬ ሰኞ ምሽት በከባድ ሚሳኤል ተመታ።

05/10/2026
TDF HERO
05/10/2026

TDF HERO

በሉ ዞም ጨካናት ባንዳ ተጋሩ እንዳጠቆሙ አባል tdf ነይርካ ኢኻ ኢሎም ቀቲሎሞ አለዉ ዝጠቀምዎ ሰባት ብቪድዮ ክንለቆ ኢና ተፀበዩ ! ነዚ እና ሰእርዓት ኩሽ ናብ ምድረ ሰሜን ከወረግፃ የብሉ...
05/10/2026

በሉ ዞም ጨካናት ባንዳ ተጋሩ እንዳጠቆሙ አባል tdf ነይርካ ኢኻ ኢሎም ቀቲሎሞ አለዉ ዝጠቀምዎ ሰባት ብቪድዮ ክንለቆ ኢና ተፀበዩ !
ነዚ እና ሰእርዓት ኩሽ ናብ ምድረ ሰሜን ከወረግፃ የብሉን ንብል ዘለና ! እመኑኒ ነዚኦም ተንጨብጭቡ ተጋሩ እና በሃልቲ ፅባሕ ክልተ ግዜ ክትዛረቡ እኩም !
Record & document እንዳሕዝና

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Hayelom mebrahtu posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category