ራያና

ራያና Rayan traditional culture

07/03/2026

ድያስፖራ

01/06/2024
ኣደዋ ምዓሮ ሃመኽ ለምልም ብስብስትኽ ለባ ከይፍልዮ ጠሰም ኣዶ ራያ ወትሮ ይሞችኽ
16/01/2024

ኣደዋ ምዓሮ ሃመኽ ለምልም
ብስብስትኽ ለባ ከይፍልዮ ጠሰም

ኣዶ ራያ ወትሮ ይሞችኽ

25/11/2023

ወይራ እና ክትክታ ባለቤቱ ጠፍቶ
መጤ እየገነነ ከሰው አገር መቶ
down መጤ

12/05/2023

መሬት ራያ ድገባር ራያ!!

30/11/2022

ኣጓላት ጥልዕ ብልኽን ፎቶ ኣይትልዓላ ኣብዝ ኸዝ ስዓት ካዳለ ድላዕል ረጅ ደይውሉ ጡው ይኡ ቃሕ ድብለናሎዋ😂😂😂

27/11/2022

ዋዘማ ናሰላም ዋዘማ ናደስታ ቃሕ ትብለካባ

11/09/2022

ታጋ ሃመኻ እዛቆልዛ ካድንሃቶ ዳልኻ አምፅአለይ

22/08/2022

ቅንዝፍ ቁልጥ ሃም ወለዳ ርግሀ
ዘመም ዕዝር ሃም መሽላ ራሪሀ
ፀውዕኽን ክዱንጊ ዶ ፀንሐ
አባ ጉራያ

12/08/2022

ኣቱም ሰባት ሃምቃልል ኣይንርአያ እዛ ነገር ኣነ ሕለፍ ክሓልፍ ይአ ኣግንየያ account ድንሀካትኹም ሰባት ወይ ኣካፋፍላኡ ትፈልጡ ሰበት ሸር ግዎርዎ ህዝብና ብርሓብ ከይውድአና ንሕግዝ ናይ ግድን ደገ ንህል ወይ ነገዴ ንኾን የብልናይ ናሓደ ማዕልቲ ኣብ ሻሂ ቡና ናጥፍኣ ይቅረየና ብልና ህወት ኣሕዋትና ናድሕን

Address

Tigray
Addis Ababa
RAYANA

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ራያና posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Establishment

Send a message to ራያና:

Share