05/04/2022
ጓሳ ሚእቲ ኣባጊዕ
ምስጋና ንስብሓት ኣስፋሃ
Kontaktinformationen, Karte und Wegbeschreibungen, Kontaktformulare, Öffnungszeiten, Dienstleistungen, Bewertungen, Fotos, Videos und Ankündigungen von Tewelde Kassa, eyth str 107, Cologne.
ጓሳ ሚእቲ ኣባጊዕ
ምስጋና ንስብሓት ኣስፋሃ
ከምቲ መህሰስቲ:ኣለውኺ መድመቅቲ ሃገረይ::
Facebook ክፍት ምስበለት ከምዚ ሕጂ ኩሉ ዝዛረብ: ዝጻረፍ:ዝሰብኽ ዝውድብ ከይበዝሐ እንከሎ ሓንቲ ኣመሪካዊት ኣብ መኪናኣ ኮይና ብድምጻ ጥራይ ክትደርፍ ምስረኣኹ ከምዚ ድከኣል እንተኾይኑ ደኣ ዘይደርፍ ኢለ:: ፈለማ ስርሐይ እናኸድኩ ሰማይ ድብንብን ምስ በለ ትዝ ኢላትኒ ዝደረፍክዋ ደርፊ እሞ ምስ በረኸት ኢሳቅ ዘራኸበትና እያ:ሰሚዕዋ ደስ ኢላትኒ እሞ ብሙዚቃ ከሰንያ ኢሉ ሓቲቱ ብኸምዚ ዓይነት ምስ ኣቅረባ ቀጺልናዮ::
ብዙሕ ደርፍታት ሰሚዐን ኣስተማቂረን እሞ እዛ ደርፊ ብዘይ ምግናን ገለ ኣምዑትካ ዝተናኽፍ ብርቂ ዝኾነ ጥበብ እያ እትውንን: ኣዛይማኣ ኣብ ከፍታን ለጠቅታን ከምኡ'ውን ሕደማ ኣዝያ ድንቂ እያ! ቁርሰይ ምስሐይ ድራረ'ያ:ከከምቲ ዘለኹዎ ህሞት ድማ ገለሻብ ተንብዓኒ ገለ ድማ ተስግለኒ:ብዙሓት ኣብ Comment ኣነ መሲሉኩም እሞ እቲ ምስጋናስ ንገጣሚኣን ዘያሚኣን ንኡስ ክነሱ ግን ድማ ዓቢ ስነጥበበኛ በረኸት ኢሳቅ ደኣ ይኹን::
ዓለም መታለሊት
ዮኑስ ኢብራሂም
ልዑል ምስጋና ን ሓው በረኸት ኢሳቅ
Rehearsal Eri Legends concert
2003
እንካብ ዕለታት ሓንቲ መዓልቲ:ምስ ሓያል Bassist ሳሚ::
ቅድሚ 6 ዓመት ኣብ facebook ዘርጊሐያ ነይረ መሊሰ ደምሲሰያ:ብዙሓት ኣሓትን ኣሕዋትን ድማ ኣበይ ኣላ ኢልኩም ብምሕታትኩም ንገለኹም ሰዲደልኩም እቶም ዝተረፍኩም ድማ ምስ ህዝብኹም ኢለ ይሰዳ ኣለኹ 😀
12 ዝኾና ደርፍታተይ ኣብ Spotify ኣብ ቀረባ ከእትወን እየ እቶም ማሕበር ዝኾንኩም ክትሰምዕዎ::ሰሰናዩ🙏
ራርየ (Rarye)
ተወልደ ካሳ
ግጥምን ዜማን ሃብቶም የማነ 2003
ንኹሉ እንኴዕ ኣርከብካሉ!
ብሰላም ዕረፍ ክቡር ኣቦና:ኣርካን ጥበብ ኤርትራ 🙏
it was Eri Legends Concert in (Frankfurt) Germany
Glad to be a part of them
Osman Abdelrahim
Haile Gebru
Abrar Osman &
Kahsay Berhe
ጽቡቅ ግበር
ንመን?
ንማንም::
እቲ ልብኻ ርእዩ ዝፍንጥሕን ዝሰርሕን:ዝህብን ዝኸልእን!ኩሉ ዝኽእልን( ኤልሻዳይ) ዝኾነ... ውላድ ሂቡኒ ኣሎ እሞ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ንበይኑ ይኹን::
ኣርእስቲ ደርፍን ስም ደራፍን እስከ ተማወቱ
ዓባይ ኣባሻውል
ኣብ ዘዘለኹሞ ሰላም!
መዝሙርኩም'ውን ይኹን ሰላም::
ቆዝም ቆዝም ይብለኒሎ ውሽጠይ
እስከ በሉ ምስዚ ዘለናዮ ኩነታት እትኸይድ ደርፊ ናይ ገዳይም ኣቦታትናን ኣያታትናን ምረጹ 😀
I would rather go Blind
Etta Jemes
Karoke (Beyonce version)
ንሰማማዕ
ዝሕብር ስኢነ
ሃይለ ገብሩ
Happy Weekend
ካንቺ በቀር ሌላ ብሞት ኣልመኝም
ማሕሙድ ኣሕመድ
2012 Private Asmarinos Reunion Party Amsterdam
ምኹብላልኪ
ዘርእዝጊ
ኣምስተርዳም 2012
ነፍስወከፍኩም እስከ ኣብ ዝኽሪ እታ ዝዓበኩማ ከተማ ኮንኩም ኣስተማቅርዋ::
በረኸት ኢሳቅ
(በጃ ኣስመራ) ናፍቆታዊ ዜማዊ ቁዛሜ
ሰላምን ፍቅርን ኣምላኽን ምስ ኩላትኩም ይኹን::
ብዙሓት ኣሕዋትን ኣሓትን ደርፍታት እንዳመረጽኩም ኣብ Comment ይኹን ብ inbox እትሰዱለይ ቃልኩም ብምዕባረይ ይቅረታ:ግደ ሓቂ ደስ እንዳበለኒ ምወዓልኩዎ ግን ክኣ ይስከፍ ካብ ዋናታቱ : ኣብ ቀጻሊ ኣብ መድረኽ ዝተጻወትክዎ ብዝግባእ መሊአ ክዝርግሓልኩም እየ:ነይረ ነይረ ግን ካብቲ ዝመረጽኩሞ ክደርፎ ክፍትን እየ::
ሕጂ ቁምነገር ንግበር 😀 ኣብ ጀርመን ወይ ሆላንድ እትነብሩ:ንፉዕን ተመኩሮ ዘለዎን Cammera Man,editor,director እንተለኹም ዝተወደአ ደርፍታት ኣለኒ Video Clip ጥራይ ዝተረፎ:ጸሓይ ወገግ ምስ በለት ክንቀርጾ:ሙዚቀናታት እውን Compose እትገብሩ ነቲ ናይ ቀደም ኣብ ኣሽሓት ግን ኣብ ምልዮናት ዘይበጽሐ ደርፍታተይ Remix ክገብሮ ጊዜ ዘለኩም:ኣዋልድ ድማ ኣብ Clip ክትሳተፋ እትደልያ: ኩሉኹም ብ inbox ጸሓፉለይ እሞ ክንዘራረብ: በዚ ኣጋጣሚ እቶም ድሮ ባዕልኹም ዝሓገዝኩምንን ክንሕግዘካ ዝበልኩምንን ሙኩራት ኣሕዋት ስነጥበባውያን...
ሳሙኤል-ኣልኣዛር
ዓወት-ስዩም
ፋኦድ-ኣልኣሚን
ኣሮን-ብርሃነ (ጭፍላቂስታ)
ዋሊድ-ሲዒድ
ምናሴ-ሃይለ
ተላ-ሉጂ
ሉጂ ፕሪሞ (ኤፍሬም-ተወልደብርሃን
ዓወት-ዑቅባይ
በረኸት-ኢሳቅ
ኣደም-ዖስማን ዓብደልራሒም
መሪሕ:ዓንደብርሃን
ዓለሎ:
ኣኽሊሉ-ተስፋጽዮን
ሃብቶም-የማነ
ኣንገሶም-ተስፋሚካኤል
እዮብ-aydel
ፍጹም-ዘምካኤል
ጎይትኦም-ነጋሲ
ብልቢ ከመስግነኩም ይደሊ::
ዝረሳዕክኹም ድማ ይቅረታ::
ናይ ነዊሕ ዝጠፋእኩ ድማ:ሓንቲ ዝተበረሀትኒ ትፈትዉዋ ዝበልኩዋ ደርፊ ንበረኸት ሕሹኽ ኢለ ክሰደልኩም እየ:ሰናይ ቅነ::
እስከ በሉ ኣብ ዘዘለኩሞ ርሑስን ሰላምን ዕዉትን ልዕሊ ኹሉ ድማ ካብዚ ወሪዱና ዘሎ ሕማም ዓቂቡ ፍቅርን ሕውነትን ዓንቢቡ ብኣካል ንራኸበሉ ዓመት ይግበረልና 🙏እምበር እዛ ዓመትሲ ገገዛኻ ኮንካ እያ እትበዓል😏
ዋላ ኣይከሰብ
ኣካ ጣኒቆ 🙏
ስምያቸው
ኣጋጣሚ ብዙሕ ደርፍታት ኣብ ናይ ቀደም ቴሌፎነይ ዝረኸብክዎ እዩ'ሞ ተዘይሰልችዩኩም በብሓደ ክሰደልኩም እየ::ሰናይ ቀጻመ ሰንበት🙏
ሄዋን
2ይ ክፋል 😀
ወረ ወዲ ወረ ዋላ እንተዘይጠዓመ:ኩሉ ንፈጣሪ ገዲፍኩም
ፍሽኽታ ኣይፈለኩም!
ከምዚ'ውን ቢለ ነይረ🙏 እወ ንሰላም!
ይኣክል 2000
ግጥሚ:ተወልደ ካሳ
ዜማ :ተወልደ ካሳ
ሙዚቃ ምጽዋትን ምቅንባርን:ሄኖክ ገ/ሚካኤል
እንታይ ትብል ደርፊ ኾን ነይራ ትኸውን 🤔
1995 ምዃኑ እዩ
(ችግርሽን በኔ ኣልፎኣል)
እሳት ነዶ ነዶ ሲበቃው ይጠፋል
ችግርም ስቃይም ከታገሱት ያልፋል::
ኣብ ናይ ቀደም ሞባይለይ ረኺበያ ምስ ብሮታተይ ከለኹ ተፈደሉ 😀💤
ኣይከኣልኩን Aykealkun
ግጥምን ዜማን:ተወልደ ካሳ
Lyrics & Melody by Tewolde Kassa
ሙዚቃ ምጽዋት ምቅንባር:ሄኖክ ገ/ሚካኤል
Music played & arranged by Henok G/Mickael
መቸም ብዙሓት ኣሕዋትን ኣሓትን ናተይ ደርፊ ክገብር እትምሕጸኑኒ ይነቦ እየ: ነቶም ዘይትፈልጡን ዘይሰማዕክሞን ናይ ቀደምን ሓደስትን 12 ናተይ ደርፍታት ከምዘለኒ ከበስረኩም ይፈቱ: 2ተ Entertainment ዝውንኑ ተዘራሪበ ኣለኹ መዓስን ብኸመይን ይዝርጋሕ ግን ንኣምላኽ ገዲፈዮ እየ:ምክንያቱ ሰብ ይሓስብ ኣምላኽ ድማ ስለዝፍጽም:: ንግዚኡ እዛ minor ደርፊ 1996 ዝጸሓፍኩዋ 2012 ድማ ዝሰራሕናያ ኣስተማቅርዋ: ሃናጺ ርእይቶ ከም ወትሩ ቅቡል እዩ::
ሰናይ ቅነያት
Eyth Str 107
Cologne
Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Tewelde Kassa erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.
(ችግርሽን በኔ ኣልፎኣል) እሳት ነዶ ነዶ ሲበቃው ይጠፋል ችግርም ስቃይም ከታገሱት ያልፋል:: ኣብ ናይ ቀደም ሞባይለይ ረኺበያ ምስ ብሮታተይ ከለኹ ተፈደሉ 😀💤
ኣይከኣልኩን Aykealkun ግጥምን ዜማን:ተወልደ ካሳ Lyrics & Melody by Tewolde Kassa ሙዚቃ ምጽዋት ምቅንባር:ሄኖክ ገ/ሚካኤል Music played & arranged by Henok G/Mickael መቸም ብዙሓት ኣሕዋትን ኣሓትን ናተይ ደርፊ ክገብር እትምሕጸኑኒ ይነቦ እየ: ነቶም ዘይትፈልጡን ዘይሰማዕክሞን ናይ ቀደምን ሓደስትን 12 ናተይ ደርፍታት ከምዘለኒ ከበስረኩም ይፈቱ: 2ተ Entertainment ዝውንኑ ተዘራሪበ ኣለኹ መዓስን ብኸመይን ይዝርጋሕ ግን ንኣምላኽ ገዲፈዮ እየ:ምክንያቱ ሰብ ይሓስብ ኣምላኽ ድማ ስለዝፍጽም:: ንግዚኡ እዛ minor ደርፊ 1996 ዝጸሓፍኩዋ 2012 ድማ ዝሰራሕናያ ኣስተማቅርዋ: ሃናጺ ርእይቶ ከም ወትሩ ቅቡል እዩ:: ሰናይ ቅነያት
1991 Stuttgart ፋኑሰይ (ክፍሊ ባህሊ ሽቱትጋርት) Vocalist (Tewelde Kassa) Lead Guitar (Abraham) Bass Guitar (Jonathan) Keyboard (Million) Sax (Mussie)
Deluxe Cologne - Nails,Lashes & Permanent Ma
Bergisch-Gladbacherstraße 589MAKK - Museum für Angewandte Kunst Köln
An der Rechtschule